July 10-13, 2008 Seattle, WA
“እምበኣርሲ፡ ምእንቲ ኽትፍወሱ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተኣመኑ፡ ምእንቲ ሓድሕድኩም’ውን ጸልዩ። ጸሎት ጻድቕ ብግብራ ብዙሕ ተስልጥ’ያ።” ያእ 5፡16።
ቀዳም 30 መስከረም 2017 - መስቀል ጎይታ ምጻር
ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ ከም-ዝበሃል፥ እዚ ሕጂ ዘሎናዮ ግዜ’ውን፥ ጉዳይ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ተደጋጊሙ ዝዝረብሉ እዋን ኮይኑ እንተ-ተረኽበ ዘገርም ኣይኮነን።
“ብዘይ ገለ ውልውል ድማ እቲ ዚንእስ በቲ ዚዓብዮ ይምረቕ እዩ።” ዕብ 7:7።
ካብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ቅዱስ ኣቦና እንጦንዮስ ሓዋርያ ሰላም፡ ክወጹ እዮም ካብ ማሕዪር ጸላም! ዝብል ሠናይ ወረ ይስማዕ ኣሎ።
ሽዑ (እቲ ንጉስ) ንባሮቱ፡ <እቶም ዕዱማት ደኣ ዘይበቑዓት ኰይኖም’ምበር፡ መርዓስ እተዳለወ’ዩ። ደጊም ናብ ቀራና መገዲ ኺዱ’ሞ ንዝረኸብኩምዎ ዘበለ ናብ መርዓ ጸውዑ፡> በሎም። እቶም ባሮት (ድማ) ናብ መገዲ ወጺኦም፡ ንዝረኸብዎ ዘበለ፡ ንሕሱማትን ንሕያዎትን፡ ኣከብዎም። እቲ ዳስ-መርዓ ድማ ብተቐማጦ መልአ።” ማቴ 22፡8-10
ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩልኻትኩም ይኹን።
ብምኽንያት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዘመነ ጾመ ፍልሰታ፥ ካብ ሰኑይ፥ ፩ ነሓሰ ክሳብ ፲፭ ነሓሰ ፳፻፱ (7 August - 21, 2017) እዉጅ ጾም እዩ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ