ሰንበት 8 ጥቅምቲ 2017፡ ብምኽንያት ዝኽሪ ኤርትራውያን ግዳያት ላምፐዱሳ፡ ኣብ ኩለን ኣህጉረ ስብከታትና ጸሎት ፍትሓት ክካየድ እዩ። እዚ ጸሎት ፍትሓት'ዚ:
ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ። ኣሜን። ኣብዚ ዘመን'ዚ ደቂ ሰባት ዓይኖም ዝሪኦ ጽቡቕ ነገር፣ እዝኖም ዝሰምዖ ሰናይ ዜና ንምድላይ ካብ ሃገር ናብ ሃገር፣ ካብ ሰብ ናብ ሰብ፣ ካብ ሓደ መርበብ ዜና ናብ ካልእ ይባኽኑ።
ነአኩተከ እግዚኦ ወንሴብሓከ ንባርከከ እግዚኦ ወንትአመነከ ንስእለከ እግዚኦ ወናስተበቁዓከ ንገኒ ለከ እግዚኦ ወንትቀነይ ለስምከ ቅዱስ። ንሰግድ ለከ ኦ ዘለከ ይሰግድ ኩሉ ብርክ ወለከ ይትቀነይ ኩሉ ልሳን። አንተ ውእቱ ኣምላከ ኣማልክት ወእግዚኣ ኣጋእዝት ወንጉሰ ነገስት ኣምላክ አንተ ለኩሉ ዘሥጋ ወለኩላ ዘነፍስ ወንጼውኣከ ንሕነ በከመ መሃረነ ቅዱስ ወልድከ እንዘ ይብል አንትሙሰ ሶበ ትጸልዩ ከመዝ በሉ።
***
We thank you O Lord, and we glorify you, we praise you O Lord, and we rely on you, we beg you and we beseech you. We worship you and we serve to your Holy name. We bow and kneel down to you; O you to whom all knees should bow and who all tongues serve. You are the God of gods and the Lord of lords and the King of kings. You are God to all flesh and to all souls, and we call you as your Holy Son taught us, saying...
Posted on: 25 October 2012
1 I cried unto the LORD with my voice; with my voice unto the LORD did I make my supplication. 2 I poured out my complaint before him; I shewed before him my trouble.3 When my spirit was overwhelmed within me, then thou knewest my path. In the way wherein I walked have they privily laid a snare for me.
“እምበኣርሲ፡ ምእንቲ ኽትፍወሱ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተኣመኑ፡ ምእንቲ ሓድሕድኩም’ውን ጸልዩ። ጸሎት ጻድቕ ብግብራ ብዙሕ ተስልጥ’ያ።” ያእ 5፡16።
ሰሉስ 31 ጥቅምቲ 2017 ዘይነዓቕ ንእስነት፡ ካብ ፍቕሪ ገንዘብ ህደም - መበል 22 ክፋል
ሰላምሲ እቲ ዝኸበረ ህያብ ኣምላኽ ስለ-ዝኾነ፥ ብሰላም ውዒሉ ብሰላም ክሓድር ዘይምነ ፍጡር የልቦን። ከመይሲ ሰላም እንድሕሪ ዘየሎ፥ እቲ ብሕይወት ምንባር ንርእሱ’ውን፥ ውሕስነት ኣለዎ ክበሃል ዝከኣል ኣይኮነን።
“... ካብታ ልብኻ ናብ ምስትውዓል ዘቕናዕካላ ርእስኻዉ’ን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽካ ዘትሓትካላ ቀዳመይቲ መዓልቲ ጀሚረን ቃላትካ ተሰሚዐን እየን እሞ፡ ኣይትሸበር። ምእንቲ እዘን ቃላትካ ከኣ መጺኤ እኔኹ” (ዳን 10፡12)
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ