“ኣቱም ፍቁራተይ፡ ፍቕሪ ኻብ ኣምላኽ’ያ’ሞ፡ ንሓድሕድና ንፋቐር። ዜፍቅር ዘበለ ዅሉ ኻብ ኣምላኽ እተወልደ’ዩ፡ ንኣምላኽ’ውን ይፈልጦ’ዩ። ኣምላኽ ፍቕሪ’ዩ’ሞ እቲ ዘየፍቅር ንኣምላኽ ኣይፈልጦን’ዩ።” 1ዮሃ 4፡7,8
“ኣብርሃም ናብቲ ንርስቲ ኪቕበሎ እተአመመሉ ስፍራ ኺወጽእ ምስ ተጸውዐ፡ ብእምነት ተኣዘዘ፡ ናበይ ከም ዝኸይድ ከይፈለጠውን ወጸ።” (እብ 11፡8)
“ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ።” 1 ቆረ 1:18።
ከም ስርዓት ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያንና ብኣቈጻጽራ ግእዝ ካብ “ኖላዊ” ዕለት ታሕሳስ 21 ክሳዕ ታሕሳስ 27 ዘሎ ቕንያት፡ “ኖላዊ” ተባሂሉ’ዩ ዝጽዋዕ። “ኖላዊ” ድማ ናይ ግእዝ ቃል ኰይኑ፡ ትርጕሙ “ጓሳ” ማለት’ዩ። ስለ’ዚ ኸኣ ናይ’ዚ ዕለት’ዚ መዝሙርን ምስባክን ኣርባዕቲኡ ንባባት ሓድሽ ኪዳንን ብምሉኡ ጓሳ-ጠቀስ ትሕዝቶ ዘለዎ’ዩ። እቲ “ኖላዊ (ጓሳ)” ዚበሃለሉ ዘሎ ድማ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ’ዩ። እዚ ቕንያት’ዚ እቲ ንጓሳና ዝዀነ መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተወልደሉ ቕንያት’ዩ።
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ። ኣሜን።
ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ክቡራንን ክቡራትን ምእመናን ክርስቶስ ።
“ከም ብመዓልቲ ብቕንዕና ንመላለስ፡ ብጓይላን መስተን ኣይኰነን፡ ብምንዝርናን ዕብዳንን ኣይኰነን፡ ብባእስን ቅንኣትን ኣይኰነን። ንጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ደኣ ልበስዎ’ምበር፡ ነቲ ሓልዮት ስጋስ መለዓዓል ትምኒት ኣይትግበርዎ።” ሮሜ 13፡13,14።
ብሩኽን ቅዱስን በዓል ጥምቀት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና። ኣሜን።
መብዝሕትኡ ሳዕቤናት ቁጠዐ ኣዕናዊ ክነሱ ገለ ብቑጥዓ ዝውሰዱ ስጉምትታት ግን ከም ቅኑዓት ዝሕሰቡ ኣለዉ፣እቲ ቁኑዕን ዘይቅኑዕን ቁጠዐ ብኸመይ ኢና ፈሊና ክንርድኦ እንኽእል?
ብብዝሒ ምእመናን ብክብ ዝበለ ፍስሓን ሓጎስን ዝተጸንበለ በዓል ቅዱስ መስቀል ኣብ ቀዳምን ሰንበትን
“ኣምላኽ ብዙሕ ሳዕን ብብዙሕ መገድን ቀደም ነቦታትና ብነብያት ገይሩ ምስ ተዛረቦም፡ ኣብ’ዘን ዳሕሮት መዓልትታት ንኣና በቲ ወራስ ኵሉ ዝገበሮ፡ ብእኡ’ውን ዓለም ዝፈጠረ ወዱ ገይሩ ተዛረበና።” እብ 1፡1,2።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ