ንኣርባዕተ መዓልታት ካብ ሓሙስ 21 ሓምለ ክሳብ ሰንበት 24 ሓምለ 2011 ዓ.ም ክካየድ ዝቐነየ መበል 13 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፣ ሰንበት 24 ሓምለ 2011 ኣ.ፈ ኣብ ቅድስት ማርያም
“እምብኣርሲ ቅንያቱ ክፉእ እዩ እሞ፡ ጊዜ ዓዲግኩም፡ ከም ለባማት እምበር ከም ዓያሱ ዘይኮነ ከመይ ብጥንቃቐ ከም እትመላለሱ ተመልከቱ” (ኤፌ 5፡15-16)
“እቲ ኻብ ደም ኣቤል ጻድቕ ጀሚሩ፡ ክሳዕ ደም ናይ’ቲ ኣብ መንጎ ቤት መቕደስን መሰውእን ዝቐተልኩምዎ ዘካርያስ ወዲ በራክያስ፡ ኣብ ምድሪ ዝፈሰሰ ዅሉ ጻድቕ ደም ኣባኻትኩም ኪበጽሕ’ዩ። እዚ ዅሉ ነዚ ወለዶ’ዚ ኸም ዚበጽሖ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።” ማቴ 23፡35,36።
ቃል ብቕድሙ ነበረ፥ እቲ ቃል ድማ ኣብ ኣምላኽ ነበረ፥ እቲ ቓልውን ኣምላኽ ነበረ። …. ሕይወት ኣብኡ ነበረት፥ እታ ሕይወት ከኣ ብርሃን ሰብ ነበርት። ብርሃንውን ኣብ ጸልማት የብርህ፥ ጸልማት ከኣ ኣይሰዓሮን። ዮሓ 1፡1-5። እዚ ጥቕሲ ካብ ቅዱስ ወንጌል ዝተወስደ ቃል ኢዩ። ካብዚ ክንመሃሮ ዝግብኣና ድማ ሕይወት ሰብ ካብ ብርሃን ኣምላኽ ከም ዝተፈጥረትን ኣብ ብርሃን ክትነብር ከም ዝተመደበትን ይነግረና። እወ ኣቦና ኣዳምውን ኣብቲ ምሉእ
ዲያቆናት ተኽለማርያም ምርካጽዮንን ዶር. ቴድሮስ ተስፋይን ብሰንበት 24 ሓምለ 2011 ዓ.ም. ኣብ ከተማ
“ብዙሕ ፍረ እንተ ፈሬኹም፡ ኣቦይ በዚ ይኸብር ደቀ መዛሙርተይ ክትኾኑ ኢኹም” (ዮሃ 15፡8)
“ፍረ ብርሃን ብሰናይ ዘበለን ብጽድቅን ብሓቅን’ዩ፡ ቀደም ጸልማት ኔርኩም ኢኹም’ሞ፡ ብጐይታ ግና ሕጂ ብርሃን ኢኹም። ንጐይታ ዜሐጉሶ እናመርመርኩም፡ ከም ደቂ ብርሃን ኴንኩም ተመላለሱ።” ኤፌ 5፡8-10
ብኣቆጻጽራ ግእዝ ካብ መስከረም 26 ክሳብ 5 ሕዳር ወርሓት ጽጌ ይበሃል። ጽጌ ማለት ከኣ ብዕንበባን ጽጌታትን ፍሬታትን ዝወቀበ ጊዜያት ናይ ልምላሜ እዋን
“እምበኣርሲ ጊዜ ኸሎና ንዅሉ ሰብ ምናዳ ግና ነቶም ኣመንቲ ስድራ ቤት ሰናይ ንግበር” (ገላ 6፡10)
(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)
(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)
(ትርጉም ኣገልግሎት)
(ዓምዲ ተሳተፍቲ)
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ