ብፁዕ ኣቡነ ማቴዎስ ጳጳስ ንኡስ ሃገረ ስብከት ድባርዋን ከባቢኣን ብዕለት 27 ሕዳር 2011 ኣ.ፈ ኣብ መበል 79 ዓመት ዕድሜኦም ከም ዝዓረፉ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ።
“ንግዳም ኣውጺኡ ድማ፡ ንሰማይ ጠምት፡ ምቝጻሮም እትኽእል እንተዄንካ፡ ከዋኽብቲ ቁጸር በሎ። ዘርእኻውን ከምኡ ክኸውን እዩ በሎ” (ዘፍ 15፡5)።
ኣብ መንፈሳዊ ጉዕዞ ሕይወት ካብ ሓጢኣት ምግባር ንላዕሊ፥ ብሓጢኣትካ ዘይምንሳሕ እቲ ዝዓበየ በደል እዩ። ብርግጽ ድማ ሠናይ ጥራይ ዝገብር እሞ ዘይሓጥእ ጻድቕ ሰብ ኣብዚ ምድሪ የልቦን። ጽድቂ ናይቲ ጻድቕ ሸውዓተ ሳዕ ምውዳቑ ዘይኮነስ ካብ ዝወደቖ
“ምናልባሽ ንስኻ፡ ‘ኣነ ምእንቲ ኽትከል’ዮም እቶም ጨናፍር እተሰብሩ፡’ ትብል ትኸውን። ጽቡቕ፡ ንሳቶም ሰኣን ምእማኖም ተሰብሩ፡ ንስኻ ግና ሳላ ዝኣመንካ ደው ኢልካ ኣለኻ። ፍራህ ደኣ’ምበር ብልብኻ ኣይትተዓበይ። ኣምላኽ ነቶም ብባህርዮም ጨናፍር ዝነበሩ ኻብ ዘይነሓፎም፡ (ብሰሪ ትዕቢትካ) ንኣኻ’ውን ኣይኪንሕፈካን’ዩ።” ሮሜ 11፡19-21
ኣቦታትና ካብ ዝምስልዎ ብዙኅ ቁውም-ነገራት ዝሓዘ ዓበይቲ ምስላታት ሓደ ‘’ድሕሪ ሞት ጥዕና ቕበጽ’’ ዝብል ይርከቦ። እወ! ሰብ ቅድሚ ሞቱ ድኣ እምበር ድሕሪ ሞቱስ ጥዕና ዝጽበ የለን፡ እሞ እዚ ከካትዕ ዝኽእል ጉዳይ ከም ዘይኮነ እሙን እዩ። ግናኸ ሰብ ምእንታን ክነብር ጥዕና የድልዮ። ምእንታን ጥዕና ክረክብ ከኣ ካብቶም ንጥዕናኡ ዝጻብኡ ነገራት ክርሕቕ ይግባእ። ብዘይክኡ እውን ከምቲ ሊቃውንቲ ዓለም ዝብልዎ መግቢ፥ ክዳንን መጽለልን ከም ዘድልይዎ
"ሬሳ ባሮትካ ንምግቢ ኣዕዋፍ ሰማይ፡ ስጋ ጻድቃን ንኣራዊት መሮር ሃብዎም፡ ደሞም ኣብ ዙርያ ምድሪ ኤርትራ ከም ማይ ኣፍሰስዎ፡ ቀባሪውን ኣይነበረን”።
“እቶም ንኣምላኽ ዘፍቅሩ ከም ምኽሩውን እተጸውዑ ግና ኵሉ ነገር ንሰናዮም ከም ዝድግፎም ንፈልጥ ኢና” (ሮሜ 8፡28)
“.........ንሱ ኻብ ነፍሲ ወከፍና ዘይረሓቐ ክነሱ፡ ምናልባሽ ሃሰስ ኢሎም እንተ ረኸብዎ፡ ንኣምላኽ ምእንቲ ኺደልዩ (ኢሉ)፡ ንመናበሪኦም ድማ ውሱን ዘመናትን ድዉብ ደረታትን ሓገገሎም።” ግብ 17፡26-28
“ብርሃንካን ሓቅኻን ለኣኽ፣ ንሳተን ይምርሓኒ፣ ናብ ጽዮን ናብታ ቅድስቲ እምባኻን፣ ናብታ መሕደሪኻ ዜኾነት ቤተ መቅደስን የብጽሓኒ” (መዜ.43፣3)።
(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)
(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)
(ትርጉም ኣገልግሎት)
(ዓምዲ ተሳተፍቲ)
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ