መደባት መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ጉባኤ፥ ሓሙስ ሓምለ (July) 30 - ክሳብ ቀዳም 1 ነሓሰ (August) 2020 ካብ ርሑቕ ብቐጥታ (Live) ክዝርጋሕ እዩ። ካብ ሰዓት 12:00 - 8:00 ምሸት ብምብራቓዊ (10:00 - 6:00 ድ. ቀትሪ ብምዕራባዊ ) ኣቆጻጽራ ይመሓላለፍ።
Live https://www.facebook.com/EritreanOrthodoxChurch
Live https://www.facebook.com/tewahdoChurch
መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-
“ብተስፋ ተሓጐሱ፡ ብጸበባ ተዓገሱ፡ ጸሎት ኣዘውትሩ” ሮሜ 12፡12
ዝርዝር መደባት ፕሮግራም- Program Detail
በዓለ-ፋሲካ ብዝመጸ ቁጽሪ፣ ኣብ ቤተ-ክርስቲያንና ዘንት ዕለት፣ ደሚቑ ዝዝመር ያሬዳዊ መዝሙር ኣሎ። ንሱ ድማ “-ነቶም ትንሣኤኻ እንኣምን ሕዝብኻ፣ ብርሃንካ ፈንዎ ናባና-” ዝብል እዩ። ከመይሲ እታ ብምኽንያት እቲ ኣብ ገነት ዝተረኽበ ወድቀት፣ ኣብ ድቕድቕ ጸልማት ኣትያ ትርከብ ዝነበረት ዓለም። በቲ ጎይታና ኢየሱስ-ክርስቶስ ኣብ ቀራንዮ፣ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ዝኸፈሎ ዋጋ፣ ብርሃን በሪሁዋ ነፃ`ውን ኮይና`ያ። ስለዚ ከኣ`ዩ እቲ ብታሪኹ ኣፍቃሪ-መስቀል ዝኾነ ሕዝብና። “-ትንሣኤከ ለእለ ኣመነ፣ ብርሃነከ ፈኑ ዲቤነ-” ብምባል፣ ነዚ ክቡር በዓል`ዚ ከብዕሎ ዝርከብ።
ትምህርቲ ስነ መለኮት ተዋሕዶ ምስ ናይ ግብጺ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ብምትሕብባር፥ ንውሉደ ክህነትን ምእመናንን መንፈሳዊ ፍልጠቶም ንምዕባይ ኣብ 2013 ትምህርቲ ምጅማርና ዝዝከር እዩ። መፍትሒ ናይቲ ውህሉልን፡ ስቓይ ኮይኑና ዘሎ እዋናውን ፈተና ቤተክርስቲያንና ድሕረት ትምህርቲ ምዃኑ ስለ ንኣምን፡ ትምህርቲ ንምስፋሕ ዝኣክል ሕድገታት ክንገብር ከምዘሎና ንግንዘብ።
ኩልና ከም ንፈልጦ፡ ሽም ዘይብሉ ንህቢ፡ ኣይሰምር፡ ኣየምዕር ምዃኑ ርዱእ ሓቂ እዩ። ቆፎ ብዘይ ንህቢ ድማ ኣይብርበር፡ ኣይከብር እኳ ደኣ ይሓስር እዩ። ምኽንያቱ እቲ ዘምዕርን ዘኽብርን ዝነበረ ዕስለ ንህቢ ምስ ሽሙ ነቲ ቆፎ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ሓዲግዎ ስለ ዝኸደ እዩ።
ሰንበት 28 ጥቅምቲ 2018 ኣብ ከተማ ኦስሎ, ኖርወይ: ንኣቡነ ቄርሎስ ጳጳስ ዓዲ ቀይሕን ኣባ ሉቃስን "ኣቦና ፓትርያርክ ኣንጦንዮስ ኣበይ ኣለዉ" ዝብል ብመንእሰያት፥ ውሉደ ክህነትን ህዝብን ንዝቐረበሎም ሕቶ ዝህብዎ መልሲ ስኢኖም ኣብ ጓል-መገዲ ኮለል ይብሉ።
Part 2
In the name of the Father, the son and the Holy Spirit, one God. Amen!“Behold, how good and how pleasant it is for brethren to dwell together in unity!” Psalms 133:1
“(ኣምላኽ) ግና ኣበርን ነቐፋን ዘይብሎም ቅዱሳን ገይሩ ኣብ ቅድሚኡ ምእንቲ ኬቑመኩም፡ ብሞት ስጋዊ ሰብነት ወዱ ገይሩ ዓረቐኩም። እዚ (ዕርቂ’ዚ ዚኹነልኩም) ግና፡ ተሰሪትኩምን ደልዲልኩምን፡ ካብ’ቲ ብወንጌል ዝረኸብኩምዎ ተስፋ ከይተነቓነቕኩም ኣብ እምነት እንተ ዘናዕኩም’ዩ። እዚ (ወንጌል’ዚ) ኸኣ፡ እቲ ንስኻትኩም ዝሰማዕኩምዎ፡ ኣነ ጳውሎስ ከኣ ዘገልጋሊኡ፡ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘሎ ዅሉ ፍጡር (ሰብ) ዝተሰብከ ወንጌል’ዩ።” ቈሎ 1፡22,23 ካ.ት
መደባት መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ጉባኤ፥ ሓሙስ ሓምለ (July) 30 - ክሳብ ቀዳም 1 ነሓሰ (August) 2020 ካብ ርሑቕ ብቐጥታ (Live) ክዝርጋሕ እዩ። ካብ ሰዓት 12:00 - 8:00 ምሸት ብምብራቓዊ (10:00 - 6:00 ድ. ቀትሪ ብምዕራባዊ ) ኣቆጻጽራ ይመሓላለፍ።
Live https://www.facebook.com/EritreanOrthodoxChurch
Live https://www.facebook.com/tewahdoChurch
መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-
“ብተስፋ ተሓጐሱ፡ ብጸበባ ተዓገሱ፡ ጸሎት ኣዘውትሩ” ሮሜ 12፡12
ዝርዝር መደባት ፕሮግራም- Program Detail
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ