መደባት መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ጉባኤ፥ ሓሙስ ሓምለ (July) 30 - ክሳብ ቀዳም 1 ነሓሰ (August) 2020 ካብ ርሑቕ ብቐጥታ (Live) ክዝርጋሕ እዩ። ካብ ሰዓት 12:00 - 8:00 ምሸት ብምብራቓዊ (10:00 - 6:00 ድ. ቀትሪ ብምዕራባዊ ) ኣቆጻጽራ ይመሓላለፍ።
Live https://www.facebook.com/EritreanOrthodoxChurch
Live https://www.facebook.com/tewahdoChurch
መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-
“ብተስፋ ተሓጐሱ፡ ብጸበባ ተዓገሱ፡ ጸሎት ኣዘውትሩ” ሮሜ 12፡12
ዝርዝር መደባት ፕሮግራም- Program Detail
ሓሙስ (07/30/2020)
12፡00 - 12፡15 መኽፈቲ ጉባኤ ጸሎትን ማዕዳን - እንኳዕ ብደሓን ኣራኸበና
12፡15 - 1፡00 ስብከት-1 ኣብዚ ዘመን እዚ ተስፋና ኣብ ምንታይ እዩ፧
1፡00 - 1፡45 መደብ ጥዕና - ሕማም ኩላሊት
1፡45 - 2፡15 መዝሙር ብመዘመራን
2፡15 - 3፡00 ትምህርታዊ መደብ - 1 - ጾምን ክርስትናን
3፡00 - 5፡00 ዕረፍቲ
5፡00 - 5:45 ስብከት - 2 ተስፋና ብከመይ ነጽንዖ፧
5፡45 - 6፡15 መዝሙር ብመዘመራን
6፡15 - 7፡00 ትምህርታዊ መደብ - 2 ኣተኣላልያ መንእሰይ ኣብ ስደት
7፡00- 7፡45 ስብከት - 3 ተስፋና ብከመይ ንካልኦት ነማቅሎ፧
7፡45- 8፡00 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርና፣ ዓለምናን ቤተ ክርስቲያንናን
ዓርቢ (07/31/2020)
መኽፈቲ ጸሎት
12፡00 - 1፡00 - ትምህርታዊ መደብ - 3 counselling session – ጸገማት ስድራ ቤት ኣብ ግዜ ውሸባ
1፡00 - 1፡15 - ምርቓ ተማሃሮ ስነ መለኮት
1፡15 - 1፡45 መዝሙር ብመዘመራን
1፡45 - 2፡30 ትምህርታዊ መደብ - 4 መሰረተ እምነት ክርስትናን ክሕደታትን-ጌጋ ትምህርትን-መናፍቕነትን
2፡30 - 3፡15 ስብከት- 4 ኣብ ዘመና ጸበባና እንታይ እዩ፧
3፡00 - 5፡00 ዕረፍቲ
መኽፈቲ ጸሎት
5፡00 - 5፡45 ትምህርታዊ መደብ - 5 መዝገብካ ኣበይ ኣሎ
5፡45 - 6፡30 ስብከት - 5 ኣብ ዘመና ብጸበባና ከይንዕገስ ዝገብሩና እንታይ እዮም፧
6፡30 - 7፡00 መዝሙር ብመዘመራን
7፡00 - 7፡45 ትምህርታዊ መደብ - 6 ድልውነት ክርስትና
7፡45 - 8፡00 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርና፣ ዓለምናን ቤተ ክርስቲያንናን
ቀዳም (08/1/2020)
መኽፈቲ ጸሎት
12:00፡12፡45 ትምህርታዊ መደብ - 7 ጽድቂ፤ ልምዓት ሕዝብን ሃገርን
12፡45 - 12፡15 መዝሙር ብመዘመራን
12:15 – 1:15 ስብከት- 6 ኣብነታውያን ብጸባባ ዝተዓገሱ ኣብ ታሪክ ቤተ ክርስትያን
1፡15 - 3፡00 ተዋስኦ
3፡00 - 5፡00 ዕረፍቲ
መኽፈቲ ጸሎት
5፡00 - 5፡45 ትምህርታዊ መደብ -8 ጸገማት ሥድራ ቤት ኣብዚ ዘመን እዚ
5:45 - 6:45 - መልእኽቲ ካብ ምምሕዳር ቦርድ
6፡45 - 7፡15 መዝሙር ብመዘመራን
7፡15 - 7፡45 መዛዘሚ ስብከት- 7 ጸሎት ኣዘውትሩ
7፡45 - 8፡00 ምህለላን መዕጸዊ ጸሎትን
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ