ብካህን ተክለ-ማርያም ምርካ-ጽዮን ሃገረ-ስብከት ኤውሮጳ ጀርመን: መበል 18 - ክፋልን መወዳእታን)
ቅድሚ ንኣለክሳንድሪያ ምምላሰይ፥ ንሓንቲ ክርስቲያን ዝኾነት ኃውተይ ክበጽሓ ኣሎኒ ብምባል፥ መንገደይ ናብኣ ኣቢለ ኣቕናዕኩ። ንሳ ከመይ ዝበለት ዓባይ ሰብ እያ። እቲ ጽቡቕ ተግባራ’ውን ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ብጥቕልል ዝበለ ናይ እግዚኣብሔር ሰብ’ያ ኢልካ ትግለጽ፥ ወረጃን ዓባይን ወይዘሮ’ያ። ማለት ኣብቲ ኩሉ ሰብ ሪሑቑኒ፥ መውደቕን መጸግዕን ስኢነ ምድረ ሰማይ’ውን፥ ጽልምት ኢሉኒ ዝነበረሉ ግዜ። ልባን ማዕጾ-ቤታን ከፊታ ዘዕቈበትኒ፥ ናይቲ ክትዝክሮ ከሎኻ ዘስካሕክሕ እዋን እምንቲ ኃውተይ እያ።
ካብ "ኣሰተንትኖ ቅዱስ ሰሙነ ሕማማት" ብቅ. ኣቡነ ሹነዳ ሣልሳይ ጳጳስ መንበረ ማርቆስን ፓትሪያርክ ዘስክንድርያ ዚተተርጐመት
እታ ቀዳመይቲ ቃል: “ኦ ኣቦይ፥ ዚገብርዎ ኣይፈልጡን ኢዮም እሞ ኅደገሎም።” (ሉቃስ 23: 34)
ብመጀመርያ ሰላምታ የቐድም፣ ብምቕጻል ድማ ነዘን ሕቶታተይ ክትምሉሱለይ ብትሕትና እሓትት።
1. “ኣብ የማን ኣቦ ኮይኑ ስሌና የማልድ” ማለት እንታይ ማለት እዩ?
2. “መጋረጃ ቤት መቕደስ ኣብ ክልተ ተተርተረ“ ማለትከ? ቀንዲ ትርጉሙን ታሪኹን ኣስፍሕ ኣቢልኩም ክትገልጹለይ ብትሕትና እሓትት።
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልና ኣብ ዓለም ድማ ሰላም የውርደልና። ኣሜን።
የቐንየለይ!
ተኪኤThe 7th Annual Conference of The Eritrean Orthodox Church, Diocese of North America will be held on July 28 to 31, 2005 in Washington, DC. at Medhnie-Alem Eritrean Orthodox Church.
“ብህያው ንዘለኣለም ብዚነብር፡ ካብ ቃል ኣምላኽ ካብ ዘይጠፍእ ዘርኢ’ምበር፡ ካብ ጠፋኢ ዘርኢ ኣይኰንኩምን ከም ብሓድሽ እተወለድኩም፡ ንሓቂ እናተኣዛዝኩምዋን፡ ግብዝና ንዜይብላ ፍቕሪ ኣሕዋት ንነፍስኹም ኣጽርዩ፡ ብንጹህ ልቢ ንሓድሕድኩም ብሓቂ ተፋቐሩ።” 1ጴጥ 1፡22,23(ገላ 5፡7,8)
Divine Liturgy on Palm Sunday from Holy Trinity Eritrean Orthodox Church,Seattle, WA (April 12, 2020).
ሥርዓተ ቅዳሴ ሆሳዕና ካብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ስላሴ ስያትል ዝተዘርግሐ።
Divine Liturgy on Palm Sunday from St Mary, Eritrean Orthodox Church,Bay Area, CA (April 12, 2020).
ሥርዓተ ቅዳሴ ሆሳዕና ካብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም, ኦክላንድ ካሊፎርንያ ዝተዘርግሐ።
ካብ 10 ክሳብ 12 የካቲት 2020 ዓ. ም (ሰኑይ, ሰሉስን ረቡዕን) ይውዕል። ምሕረት ዝህብ ጾም ይግበረልና። ኣሜን።
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ፡ ኣሓዱ ኣምላክ፡ ኣሜን።
እቲ ካብ ኣርባዕተ ኣብያተ ክርስቲያናት ብዝመጹ፡ ልዕሊ 160 ዝኾኑ መንእሰያትን ወለድን፡ ብካህናት ተመሪሖም ዘካየድዎ ካብ ሓምለ 4 ክሳብ ሓምለ 7, 2019 ዝተጋብአ፡ ኣዝዩ ኣገደስቲ ትሕዝቶ ዘሎዎ ትምህርትታት፥ ሰሚናራት፥ ዘተን ዎርክሾፕን ዝሓቖፈ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ብጸሎት ነግህ ተጀሚሩ ብገምጋም ዝተዛዘመን ነይሩ።
መቸም ካብ ሱር-መሠረቱ፥ ወይ ካብ ጉንዱ ክርአ ከሎ፥ ዘዛርብ ጉዳይ ከይተረኽበ፥ ክዛረብ ኮነ ክጽሕፍ ዝደሊ ሰብ፥ ይርከብ’ዩ ክበሃል ኣይከኣልን። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ’ዩ ኣብዚ እዋናት’ዚ፥ ንቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ብዝምልከት፥ ተደጋጊሙ ክዝረብን ክጸሓፍን ዝርከብ ዘሎ። ይኹን እምበር ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ፥ መዛረቢ ኣርእስቲ ክትከውን ካብ እትጅምር፥ ነዊሕ ኮይኑ’ዩ። እቲ ኣብ ልዕሊ’ዛ ቤተ-ክርስቲያን እዚኣ፥ ክፍጸም ዝርከብ ዘሎ ግህሰተ-ሕጊ፥ ምንም ምምሕያሽ ክግበር ስለ-ዘይተራእየ ከኣ። እንሆ እታ ቤተ-ክርስቲያን፥ ብቐጻሊ’ያ ናይ ርድኡኒ ኣውያት ከተስምዕ ትርከብ ዘላ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ