S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ጉባኤ-ብርሕቀት (Virtual Conference) መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ 2020

መደባት መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ጉባኤ፥  ሓሙስ ሓምለ (July) 30 -  ክሳብ ቀዳም 1 ነሓሰ (August) 2020 ካብ ርሑቕ ብቐጥታ (Live) ክዝርጋሕ እዩ።  ካብ ሰዓት 12:00 - 8:00 ምሸት ብምብራቓዊ (10:00 - 6:00 ድ. ቀትሪ ብምዕራባዊ ) ኣቆጻጽራ ይመሓላለፍ። 

Live https://www.facebook.com/EritreanOrthodoxChurch

Live https://www.facebook.com/tewahdoChurch

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

“ብተስፋ ተሓጐሱ፡ ብጸበባ ተዓገሱ፡ ጸሎት ኣዘውትሩ” ሮሜ 12፡12

ዝርዝር መደባት ፕሮግራም- Program Detail

ሓሙስ (07/30/2020)

12፡00 - 12፡15 መኽፈቲ ጉባኤ ጸሎትን ማዕዳን - እንኳዕ ብደሓን ኣራኸበና

12፡15 - 1፡00 ስብከት-1 ኣብዚ ዘመን እዚ ተስፋና ኣብ ምንታይ እዩ፧

1፡00 - 1፡45  መደብ ጥዕና -  ሕማም ኩላሊት

1፡45 - 2፡15  መዝሙር ብመዘመራን

2፡15 - 3፡00 ትምህርታዊ መደብ - 1 - ጾምን ክርስትናን

3፡00 - 5፡00 ዕረፍቲ

5፡00 - 5:45 ስብከት - 2 ተስፋና ብከመይ ነጽንዖ፧

5፡45 - 6፡15 መዝሙር  ብመዘመራን

6፡15 - 7፡00 ትምህርታዊ መደብ - 2 ኣተኣላልያ መንእሰይ ኣብ ስደት

7፡00- 7፡45 ስብከት - 3 ተስፋና ብከመይ ንካልኦት ነማቅሎ፧

7፡45- 8፡00 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርና፣ ዓለምናን ቤተ ክርስቲያንናን

ዓርቢ (07/31/2020)

መኽፈቲ ጸሎት

12፡00 - 1፡00 - ትምህርታዊ መደብ - 3 counselling session – ጸገማት ስድራ ቤት ኣብ ግዜ ውሸባ

1፡00 - 1፡15 - ምርቓ ተማሃሮ ስነ መለኮት

1፡15 - 1፡45 መዝሙር ብመዘመራን

1፡45 - 2፡30 ትምህርታዊ መደብ - 4 መሰረተ እምነት ክርስትናን ክሕደታትን-ጌጋ ትምህርትን-መናፍቕነትን

2፡30 - 3፡15 ስብከት- 4 ኣብ ዘመና ጸበባና እንታይ እዩ፧

3፡00 - 5፡00 ዕረፍቲ

መኽፈቲ ጸሎት

5፡00 - 5፡45 ትምህርታዊ መደብ - 5  መዝገብካ ኣበይ ኣሎ

5፡45 - 6፡30 ስብከት - 5  ኣብ ዘመና ብጸበባና ከይንዕገስ ዝገብሩና እንታይ እዮም፧

6፡30 - 7፡00 መዝሙር ብመዘመራን

7፡00 - 7፡45 ትምህርታዊ መደብ - 6 ድልውነት ክርስትና

7፡45 - 8፡00 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርና፣ ዓለምናን ቤተ ክርስቲያንናን

ቀዳም (08/1/2020)

መኽፈቲ ጸሎት

12:00፡12፡45 ትምህርታዊ መደብ - 7 ጽድቂ፤ ልምዓት ሕዝብን ሃገርን

12፡45 - 12፡15 መዝሙር ብመዘመራን

12:15 – 1:15 ስብከት- 6 ኣብነታውያን ብጸባባ ዝተዓገሱ ኣብ ታሪክ ቤተ ክርስትያን

1፡15 - 3፡00 ተዋስኦ

3፡00 - 5፡00 ዕረፍቲ       

መኽፈቲ ጸሎት

5፡00 - 5፡45 ትምህርታዊ መደብ -8 ጸገማት ሥድራ ቤት ኣብዚ ዘመን እዚ

5:45 - 6:45 - መልእኽቲ ካብ ምምሕዳር ቦርድ

6፡45 - 7፡15 መዝሙር ብመዘመራን

7፡15 - 7፡45 መዛዘሚ ስብከት- 7  ጸሎት ኣዘውትሩ

7፡45 - 8፡00 ምህለላን መዕጸዊ ጸሎትን

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div