“(ንሳኦል ካብ ስልጣኑ) ምስ ሰዓሮ ድማ፡ ንጉስ ኪኸውን ንዳዊት ኣተንስኣሎም፡ ‘ዳዊት ወዲ እሴይ ኵሉ ፍቓደይ ዚገብር ሰብኣይ ዝኸም ልበይ ረኸብኩ’ ኢሉ ኸኣ መስከረሉ። . . . ዳዊት ብዘመኑ ንፍቓድ ኣምላኽ ምስ ኣገልገለ ዓረፈ፡ . . . ።” ግብ 13፡22,36
ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶን ኣብ ሕዝብን ወሪዱ ዘሎ ከቢድ ጸገምን ኣደራዕን፥ ይትረፍዶ ዓሚጽካን ገፊዕካን፥ ሓደ ኮንካ’ውን ምስጋሩ ከቢድ ኮይኑሉ ዘሎ እዩ።
ብሩኽ በዓለ ቅዱስ ዮሓንስን ሓድሽ ዓመተ ምሕረት [2013 ግእዝ] ይግበረልና።
ዎ ጎይታ ሰላምካ ሃበና፥ ካብ ኢድ ጸላእትና ኣናግፈና፥ ካብ ሕማምና ፈውሰና፥ ንስኻ ኩሉ እትኽል ኣምላክ ኢኻ'ሞ ንህዝብኻ ባርኮምን ሓልዎምን። ከምኡ'ውን፥ በቲ ዘይውዳእ ፍቕርኻ፥ ኣኽሊል ናይዚ ዓመት ባርኽ፥ ወሓዝን ፈልፋሊ ማያትን ባርኽ፥ ዘርእን ኣታኽልቲ ናይ'ዛ ምድሪ'ውን ባርኸልና። ኣሜን።
ዝኸበርኩም ማኅበረ-ምእመናን-! እዚ ሕጂ ንርከቦ ዘሎና እዋን፣ ክሳብ ክንደይ ከቢድ ምዃኑ። ኣብ ዝሃሎና ሃገር ንሃሉ ብዘየገድስ፣ ኩላትና ብኃባር ነስተማቕሮ ዘሎና መሪር ሕይወት`ዩ። ምናልባት`ውን ኣብ ታሪኽ ዓለምና፣ ከምዚ ናይ ሕጂ ኣጋጢሙ ክበሃል ዝከኣል ኣይመስልን። ከመይሲ ኣብ 1-ይን 2-ይን ኲናት-ዓለም፣ ብሚልዮናት ዝቑጸር ብዙሕ ሕዝቢ ከም-ዝሃለቐ ዝፍለጥ`ዩ። እዚ ግና ኣብቲ ዓውዲ-ኲናት ዝካየደሉ ዝነበረ፣ ውሱን ቦታ ደኣምበር። ንምልእቲ ዓለም ካብ ጫፍ ንጫፍ በጺሑዋ`ዩ ዝበሃል ኣይነበረን።
እወ ጾም-ኣርብዓ ተፈጺሙ፣ ሰሙነ-ሕማማት`ውን ሓሊፉ`ዩ። “-ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን፣ በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን-” ኢሉ ሕዝብና መስቀል ክሳለመሉ ዝኽእል ኣብያተ-ክርስቲያናት ግና፣ ዛጊት ኣሎ ክበሃል ኣይተሰምዐን። ከመይሲ ኣብዚ እዋናት`ዚ እቲ ቤተ-እግዚኣብሔር፣ ተዓጽዩ`ዩ ዝርከብ ዘሎ። እዚ ከኣ እቲ ብዝኾነ ተኣምር፣ ክዕጾ ይኽእል`ዩ ኢልካ ዘይሕሰብ ዝነበረ ቤት-ኣምላኽ። ካብቲ ንቡር ዝኾነ ወጻኢ ክዕጾ ዘገድድ ምኽንያት ተረኺቡ ስለዘሎ`ዩ።
ብፁዕ ኣቡነ-መቃርዮስ፥ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ዓቃቤ-መንበር። ካብ ዕለት 09/03/2020 ኣትሒዞም፥ ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ፥ ሓዋርያዊ ዑደት ፈኢሞም። እዚ ዑደት’ዚ መቐጸልታ ናይቲ ብእስራኤል ዝጀመረ ዑደት ኮይኑ። ኣብ ከተማ-ማንችስተር ምስ በጽሑ ድማ፥ እቶም ናይ እንዳ መድሃኔ-ዓለም ቤተ-ክርስቲያን ማኅበረ-ምእመናን፥ ብዓቢይ ፍቕርን ኣኽብሮትን ተቐቢሎሞም።
The 12th Annual Conference of The Eritrean Orthodox Church, Diocese of North America will be held on July 22-25, 2010, at the Archangel Gabriel Eritrean Orthodox Church, in New York City, NY.
“ኣብ’ታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸኣ፡ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ መርዓ ዀነ፡ ኣደ ኢየሱስ’ውን ኣብኡ ነበረት። ኢየሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ድማ ናብ’ቲ መርዓ ተዓደመ።” ዮሃ 2፡1-2
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ