Introduction
As Christians we are called to be saints. The Greek word translated ‘saint’ is ‘agios’, ‘holy one’ or ‘set apart one’ or ‘consecrated for His purpose.’
The 14th Annual Conference of the Eritrean Orthodox Church, Archdiocese of North America will be held on August 1-5, 2012, at Medhane-Alem Eritrean Orthodox Church, in Atlanta, Georgia.
“ብሓርነት ምእንቲ ኽንነብር፡ ርስቶስ ሓራ ኣውጺኡና’ዩ። ስለ’ዚ ጽንዑ፡ ከም ብሓድሽ’ውን በርዑት ባርነት ኣይትቈረኑ። . . . ኣሕዋተይ ንስኻትኩም ሓራ ኽትኰኑ ኢኹም ዝተጸዋዕኩም። እንተ ዀነ ንሓድሕድኩም ደኣ ብፍቕሪ ተገዛዝኡ’ምበር፡ ነዚ ሓርነትኩምሲ ንሓጢኣት ምኽንያት ኣይትግበርዎ።”ገላ 5፡1,13 ካ.ት
ኣብዚ ዕለተልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እነኽብረሉ በዓል'ዚ፥ ሰማያውያን መላእክትን ምድራውያን ሰባትን “ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ሰማያት ሰላም ድማ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት” ይኹን (ሉቃ. 2፡14) እናበሉ ሓቢሮም ዝዘመርሉ ዕለት እዩ። እዚ መዝሙር ልደት ክርስቶስ: ንኽልተ ነገድ (ሰማያውያንን ምድራውያንን) ሓደ ዝገበረ: ሎሚ ንዓለምና ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ዘድልያ እዋናዊ መዝሙር-ሰላም እዩ: ስለምንታይሲ: ሰብ ብዝፈጠሮ ዓመጽን በደልን ዓለምና ትርበጽ ስለዘላ። እዚ ድማ: ሰብ: እቲ ኣብ ህይወቱ ዘድልዮ ዝዓበየ ነገር ሰላም ስለዝሓረሞ እዩ። ሠለስተ ዓይነት ሰላም ድማ የድልዮ።
እዚ ኣብ ኣርእስቲ ተጠቒሱ ዘሎ ቃል፣ ቅድሚ ክልተ-ሺሕ ዓመት፣ ኣብ ቤተ-ልሔም ዝተነግረ ቃል እዩ። እዚ ሠራዊት ሰማይን መላእኽትን ኃቢሮም ዘስምዑዎ ቃል ምስጋና`ዚ፣ እቶም ናይ ቤተ-ልሔም ጓሶት፣ ብዛዕባ እንታይ ምዃኑ ክርድኡዎ ዝኸኣሉ ነገር ኣይነበሮምን። ስለዚ ከኣ`ዮም እቲ ዝኾነ ነገር ክንፈልጥ፣ ናብ ቤተ-ልሔም ንኺድ ዝበሉ። ኣብኡ ምስ በጽሑ ከኣ፣ እቲ ጎይታን መድኅን-ዓለምን ዝኾነ ክርስቶስ፣ ምስታ ቅድስቲ ዝኾነት ወላዲተ-ኣምላኽ ድንግል-ማርያምን፣ ከምኡ`ውን ዮሴፍ ኣብ መብልዕ-ማል ደቂሱ ረኸቡዎ። (ሉቃ-2/14)
ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ! መዝ 116፡15።
ክቡር ኣቦና ቆሞስ (ቀሺ) ኣርኣያ ካብ ኣቦኦም ግራዝማች ተስፋይ መድህንን፥ ካብ ኣዲኦም መስቀል ክብራ ዑቑባሚኪኤልን (በዓልቲ-ማይሓ) ኣብ ሰጣሕ መረታ-ሰበነ ኣከለጉዛይ ሃገረ ኤርትራ ብዕለት 14 ነሓሰ 1934 ኣ.ፈ (1926 ግእዝ) ተወልዱ። ዕድመ ሕጻንነቶም ምስ ብሩኻት ወለዶምን ምስ ኣሕዋቶም ወ/ሮ ደሃብን ወ/ሮ ረዛንን ምስ የዕርኽቶምን ብጉስነት የሕለፍዎ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ