“ኢየሱስ ከኣ፡ “ኣነስ ንስኻትኩም ዘይትፈልጥዎ ዝበልዖ ምግቢ ኣሎኒ” በሎም። እቶም ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ ንሓድሕዶም ‘ሰብዶ ዀን ገለ ዚብላዕ ኣምጺኡሉ ዀይኑ፧’ ተበሃሃሉ። ኢየሱስ ድማ፡ “ብልዐይሲ ፍቓድ ናይ’ቲ ዝለኣኸኒ (ኣቦይ) ምግባር፡ ዕዮኡ’ውን ምፍጻም’ዩ” (በሎም)።” ዮሃ 4፡32-34 ካ.ት
ረቡዕ 28 የካቲት 2018: ነቲ እከይሲ ብሰናይ ሰዓሮ
ብብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ዝተዳለወ ትምህርቲ
ናይ ምብራቕ ኦርቶዶክስ ኣብያተ ክርስቲያናት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተወለደሉ መዓልቲ፣ ምሉእ መዓልቲ ብዝማሬን ምስጋናን የኽብርዎ። ናይ ክርስቶስ ምውላድ ኣብ ዝዝከረሉ ዕለት ብልዕን መስተን ምድላው ኩልኩል እዩ።
ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ናብ መራሕቲ መንግሥቲ ኤርትራ፥ መራሕቲ ቤተ ክርስቲያን ጳጳሳት፥ ካህናት፥ ምእመናንን ምሉእ ሕዝቢ ኤርትራን ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣብ ቦታኦም ክምለሱ እጃሞም ከበርክቱ ጸዊዖም።
“እቲ ዚጣራጠርሲ ኸም’ቲ ንፋስ ዚደፍኦን ዚመልሶን ማዕበል ባሕሪ’ዩ ዚመስል’ሞ፡ ከይተጣራጠረ ደኣ ብእምነት ይለምን። ክልተ ዝልቡ ሰብ ብዅሉ መገዱ ጽኑዕ ኣይኰነን’ሞ፡ እቲ ኸም’ዚ ዘመሰለ ሰብ ካብ ጐይታ ገለ ዚቕበል ኣይምሰሎ።” ያእ 1፡6-8
ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ። ኣሜን። ኣብዚ ዘመን'ዚ ደቂ ሰባት ዓይኖም ዝሪኦ ጽቡቕ ነገር፣ እዝኖም ዝሰምዖ ሰናይ ዜና ንምድላይ ካብ ሃገር ናብ ሃገር፣ ካብ ሰብ ናብ ሰብ፣ ካብ ሓደ መርበብ ዜና ናብ ካልእ ይባኽኑ።
1 I cried unto the LORD with my voice; with my voice unto the LORD did I make my supplication. 2 I poured out my complaint before him; I shewed before him my trouble.3 When my spirit was overwhelmed within me, then thou knewest my path. In the way wherein I walked have they privily laid a snare for me.
“ፍቑራት ኣሕዋተይ፡ ነዚ ትፈልጡ ኢኹም። ኵራ ሰብኣይሲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣየግብርን’ዩ። ስለ’ዚ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ንምስማዕ ቅልጡፍ፡ ንምዝራብ ደንጓዪ፡ ንዅራ ደንጓዪ ይኹን።” ያእ 1፡19,20
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ