“ምድሓን ካብ’ቲ ዝኣመንናሉ ጊዜስ ሕጂ ኣዝዩ ናባና ቐሪቡ ኣሎ’ሞ፥ ሕጂ ካብ ድቃስ እትበራበሩሉ ጊዜ ኸም ዝበጽሐ፡ ነዛ ዘመን ፍለጥዋ። ለይቲ ሓሊፋ፡ መዓልቲ ቐሪባ’ያ’ሞ፡ ግብሪ ጸልማት ካባና ደርቢናስ፡ ኣጽዋር ብርሃን ንልበስ።” ሮሜ 13፡11,12
ሰሉስ 31 ሓምለ 2018: ሓድነት ቤተ ክርስቲያን (ሓድነት መርኣያ ህላውነት) 1ይ ክፋል
ናብ ክቡራን ህዝበ ክርስቲያን ኣብ ርሑቅን ቀረባን እትርከቡ፥ ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ኣብ ዘዘሎኹሞ ንዓኹም ይኹን።
ብድሕሪ’ዚ ድማ፥ እቲ ሪጋ ናብታ ኣነ ከጥቅዓ ተዓጢቐላ ዘሎኹ ዳይሬክተር በጽሐ። እቲ ኣብቲ ውሽጢ ዝግበር ዝነበረ’ኳ እንተ-ዘይፈለጥኩ፥ ካብ ብዝሒ ምብስጫዋ ዝተላዕለ ግን፥ ዳርጋ ኣውያትን ብኽያትን ክበሃል ዝከኣል፥ ዓው ብዝበለ ድምፂ ክትድሀ እሰምዓ ነበርኩ። እቲ ኣብ መርመራ ዝጸንሓቶ ግዜ ድማ፥ ካብቲ ናይቶም ተማሃሮ ኣዚዩ ዝነውሐ ነበረ። ኣብ መወዳእታ ክትወጽእ ከላ፥ ካብ ብዝሒ ምብካያ ዝተላዕለ፥ ኣዒንታ በርበረ ክሳብ ዝመስል ቂሑ ይርአ ነበረ።
ክሳብ ሕጂ ተመዝጊብኩም ዘሎኹም ተመሃሮ ናብ ነፍሲ ወከፍኩም ብemail መእተዊ ፍቓድ (user name and password) ተላኢኹልኩም ኣሎ።
“ንስኻትኩም ውሉድ ነብያትን ውሉድ ናይ’ቲ ኣምላኽ ንኣብርሃም፡ “ኵሎም ኣህዛብ ምድሪ ብዘርእኻ ኪባረኹ’ዮም፡” ኢሉ ምስ ኣቦታትና ዝኣተዎ ኪዳን ኢኹም። ኣምላኽ ንነፍሲ ወከፍኩም ካብ ክፍኣቱ እናመለሰ ምእንቲ ኺባርኸኩምሲ፡ ንወዱ ኣተንሲኡ ቕድሚ ዅሉ ናባኻትኩም ለኣኾ።”ግብ 3፡25,26።
ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተጀሚሩ ዘሎ ዝርርብ ዕርቅን ሰላምን፥ መንበረ ጵጵስና ኣኅጉረ ስብከታት ብሓጎስን ብደስታን ይቕበሎ።
ብቐዳምነት ባሕርይ ማለት እንታይ ማለት’ዩ-? ብምባል ንዝቐርብ ሕቶ፥ ባሕርይ ማለት ናይ ሓደ ነገር እንታይነት ዝገልጽ ቃል’ዩ፥ ዝብል መልሲ ክወሃቦ ዝሰማማዕ’ዩ። ቤተ-ክርስቲያን ናይ ቅዱሳን-መጻሕፍቲ መረዳእታትን፥
ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት ቅዱስ ዮሓንስ 2009 (፳፻፱ ዓመተ ምሕረት) ኣብ ከተማ ዙሪክ ስዊዘርላንድ ብዲያቆን ዶክተር ብርሃነ ስዩም መንፈሳዊ ኣስተምህሮ ክወሃብ እዩ። እቲ መንፈሳዊ ኣስተምህሮ ነዞም ዝስዕቡ ኣርእስቲ ዝሓቖፈ እዩ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ