ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብዜና ዕረፍት ብጹዕ ኣቡነ ዘካርያስ ዮሓንስ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ዘመንበረ ኣስመራ ዝተሰመዖ ሓዘን ይገልጽ።
ድሕረ ባይታ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ
እዚ ቅዱስ ዮሓንስ እንበልና ኣብ ሃገርና ዓመት ዓመት እነብዕሎ ዘለና ዕለት፡ ኣቦታትና ንስለ በዓል ኢሎም ዘብዕልዎ ዝነበሩ ዘይኸነስ፡ ሓቀኛን መንፈሳውን
“እቲ ኻብ ኣምላኽ ዝተወልደ ዘበለ ርእሱ ይሕልው፡ እቲ እኩይ’ውን ኣይትንክዮን’ዩ። እቲ ኻብ ኣምላኽ እተወልደስ፡ ሓጢኣት ከም ዘይገብር ንፈልጥ ኢና። ካብ ኣምላኽ ምዃንና፡ ብዘላ ዓለም’ውን በቲ እኩይ (ድያብሎስ) ተታሒዛ ምህላዋ ንፈልጥ ኢና።” 1ዮሃ 5፡18,19
ሰኑይ 30 ሚያዝያ 2018: ቃልኪዳን ኣብ ግብራዊ ናብራ - መበል 34 ክፋል
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ታቦትና ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ሻርሎት ሰሜን ካሮላይና ከምቲ
“ንስኻትኩምሲ ናብ እምባ ጽዮንን፡ ናብ’ታ ኸተማ ህያው ኣምላኽ ዝዀነት ሰማያዊት ኢየሩሳሌም፡ ናብ’ቶም ብሓጐስ ዝተጋብኡ ኣእላፋት ዝዀኑ መላእኽትን፡ ናብ’ታ በቶም ኣብ ሰማያት ስሞም ዝተጻሕፈ በዅሪ ብዝዀኑ (ሰባት) ዝቘመት ቤተ ክርስትያን፡ ናብ’ቲ ንዅሉ ዚፈርድ ኣምላኽን፡ ናብ ነፍሳት ናይ’ቶም ፍጹማን ዝዀኑ ጻድቃንን፡ ናብ’ቲ ናይ ሓድሽ ኪዳን መንጎኛ ዝዀነ ኢየሱስን፡ ናብ’ቲ ኻብ ደም ኣቤል ብዝበለጸ ዚዛረብ ምንጻግ ደምን በጺሕኩም ኣለኹም።” እብ 12፡22-24 ካ.ት
ቀዳም 31 መጋቢት 2018: ዕረፍቲ እግዚኣብሔር 7ይ ክፋል
ሰንበት 16 ሚያዝያ 2017
“በቲ ቕነ እቲ ኩሉ ዓለም ኪጸሓፍ፣ ካብ ኣውግስጦስ ቄሳር ትእዛዝ ወጸ። እዚኣ እታ ቄሬኔዎስ ኣብ ሶርያ ተሸይሙ ከሎ ዝኾነት ቀዳመይቲ ጽሕፈት እያ” (ሉቃ 2፡1-2)።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ