S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

እቲ ካብ ኣርባዕተ ኣብያተ ክርስቲያናት ብዝመጹ፡ ልዕሊ 150 ዝኾኑ መንእሰያትን ወለድን፡ ብካህናት ተመሪሖም ዘካየድዎ ካብ ሰነ 30 - ሓምለ 03, 2017 ዝተጋብአ፡  ኣዝዩ ኣገደስቲ ትሕዝቶ ትምህርትታት ዝሓቖፈ ነይሩ።

 በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።

ክቡራን ምእመናንን ምእመናትን፥ ከምኡ’ውን መላእ ሕዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፥ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍላተ ዓለም ዘሎኹም  ፈተውትን።

ዓቢ ብስራት ንተኸታተልቲ ፈነወ ሬድዮ ተዋህዶን ፈነወ ተለቭዥን ተዋህዶን

ኩነታት ሃገርና ካብ ዝበላሾ ሓጺር ግዜ ኣይኮነን። ብሰንኪ እዚ’ውን እቲ ሕይወት መሪሩዎ ንስደት ዘምርሐ ሕዝብና፥  ማንም ክግምቶ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ብዙሕ ስለ-ዝኾነ፥ ሕዝቢ-ሓበሻ ዘይበጽሖ ሃገር ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን። እዚ ሕዝቢ’ዚ ከኣ ምጽንናዕን ተስፋን ዘድልዮ

ናብ ክቡራን ህዝበ ክርስቲያን ኣብ ርሑቅን ቀረባን እትርከቡ፥ ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ኣብ ዘዘሎኹሞ ንዓኹም ይኹን።

ክሳብ ሕጂ ተመዝጊብኩም ዘሎኹም ተመሃሮ ናብ ነፍሲ ወከፍኩም ብemail መእተዊ ፍቓድ (user name and password) ተላኢኹልኩም ኣሎ።

ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት ቅዱስ ዮሓንስ 2009 (፳፻፱ ዓመተ ምሕረት) ኣብ ከተማ ዙሪክ ስዊዘርላንድ ብዲያቆን ዶክተር ብርሃነ ስዩም መንፈሳዊ ኣስተምህሮ ክወሃብ እዩ። እቲ መንፈሳዊ ኣስተምህሮ ነዞም ዝስዕቡ ኣርእስቲ ዝሓቖፈ እዩ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div