S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

እቲ መርዓት ዘላቶ፡ ንሱ መርዓዊዩ። እቲ ንእኡ ደው ኢሉ ዚሰምዖ ዓርኪ መርዓዊ ግና፡ ብድምጺ ናይ መርዓዊ ኣዝዩ ይሕጐስ፡ ደጊም ሓጐሰይ እንሆ ተፈጸመ። ንሱ ኺልዕል፡ ኣነ ኽትሕት ይግባእ። እቲ ኻብ ላዕሊ ዚመጽእ (ክርስቶስ) ንሱ ልዕሊ ዅሉዩ። እቲ ኻብ ምድሪ ዝዀነ ኸኣ ምድራዊዩ። ናይ ምድሪውን ይዛረብ። እቲ ኻብ ሰማይ ዚመጽእ ግና፡ ንሱ ልዕሊ ዅሉዩ። ነቲ ምስክሩ ዚቕበሎ ደኣ የልቦንምበር፡ ንሱስ ነቲ ዝረኣዮን ዝሰምዖን ዚምስክር። እቲ ንምስክሩ ዝተቐበለ ግና፡ ኣምላኽ ሓቀኛ ኸም ዝዀነ የረጋግጽ።ዮሃ 329-33 .

ሎሚ ሰንበት ኣብዛ ብርኽቲ መዓልቲ:

ስምዑ ዝፈታሕኩም ክነግረኩም ሓንቲ:

ስምዓ ዝፈታሕክን ክነግረክን ሓንቲ:

ስምዑ ዘይፈታሕኩም ክነግረኩም ሓንቲ:

ስምዓ ዘይፈታሕክን ክነግረክን ሓንቲ:

ብዛዕባ ቃልኪዳን ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ:

ማሕበራዊ ክብረ-ጸጋ ዘይበርስ ሃብቲ:

መንፈሳዊ ህያብ ናይ ሂወት ብራህቲ:

ናይ ዘለኣለም ርስቲ ዘይፈርስ ሓወልቲ:

ኣብ ደቂ ሰባት ዝጸንሕ ገና ካብ ጥንቲ::

ኣቱም ፍቍራት፡ ከም ኣጋይሽን ከም ስደተኛታ እመኽረኩም ኣለኹ፡ ካብ ምስ ነፍሲ ዚዋጋእ ስጋዊ ትምኒት ርሓቑ። . . . ከም እዙዛት ውሉድምበር፡ ከም ኣብ ዘመን ድንቍርና ኸለኹም ዝገበርኩምዎ ናይ ቀደም ትምኒት ኣይትግበሩ።” 1ጴጥ 211 114

ኖህ ብዛዕባ ገና ዘይተራእየ ነገራት እግዚኣብሄር (ብራእይ) ምስ ገለጸሉ፡ ብፍርሃት እግዚኣብሄር ተደሪኹ፡ ስድራኡ እትድሕነላ መርከብ ብእምነት ሰርሐ። በዚ (ተግባሩ) ኸኣ ንዓለም ኰነና፡ ነታ ብእምነት እትርከብ ጽድቂ ኸኣ ወረሳ።እብ 117 .

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

ንሱ ነዞም ክልተስ ሓደ ዝገበረ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ዝነበረ ኸልካሊ ቐጽሪውን ዘፍረሰ፡ ሰላምና እዩ፡ ኤፌ 2፡14 | For he himself is our peace, who has made the two groups one and has destroyed the barrier, the dividing wall of hostility. Ephesians 2፡14.

ጉባኤ ዝካየደሉ ዕለት - Conference Date:-

ሓምለ 11 - 14 (July) 2024:

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Medhane-Alem Eritrean Orthodox Church: 4331 Bladensburg Rd, Colmar Manor, MD 20722, Map

ሓበሬታ መዐርፎ ነፈርቲ  - Airport Info

1) Reagan National Airport [DCA]

2) Baltimore Airport [BWI]

መዕረፊ ኣጋይሽ - Hotel Information

$104 Per Night

One king bed or Two queen beds

Discount Code: 2407DEBRES

ዝሓለፉ ዓመታዊ ጉባኤታት

ጉባኤ ዝካየደሉ ዕለት - Conference Date:-

ሓምለ 11 - 14 (July) 2024:

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Medhane-Alem Eritrean Orthodox Church

4331 Bladensburg Rd, Colmar Manor, MD 20722, Map

ሓበሬታ መዐርፎ ነፈርቲ  - Airport Info

1) Reagan National Airport [DCA]

2) Baltimore Airport [BWI]

ሆቴል - Hotel Information

Sonesta Select Greenbelt College Park6301 Golden Triangle Drive, Greenbelt, MD 20770

$104 Per Night

One king bed or Two queen beds

Discount Code: 2407DEBRES

Offer deadline: June 14, 2024

Free cancellation up to 6:00 PM 1 day before arrival 

ምዝገባ ውሉደ ክህነት- Clergy Registration Form:-

Online Registration Form

‘ብስም እግዚኣብሄር ዚመጽእ ብሩኽ እዩ፡’ ክሳዕ እትብሉ፡ ካብ ሕጂ ኣይክትርእዩንን ኢኹም።” ማቴ 23፡38-39። እንሆ፡ ድሕሪ ሾብዓተ ሰናብትን ሳምንትን ናይ ጾም፡ ናብዚ “ሆሳእና” ዝተሰምየ ሓያሎ ትንቢታት ዝተፈጸመሉ፡ናብ ሕማማት ዜስግረና በዓል በጽሒና ኣሎና። እዚ ናይ ሆሳእና ዕለት’ ዚጽምብል ደኣ ይመስል እምበር ናይ ምህለላን ምሕጽንታን መዓልቲ እዩ ዝነበረ። ምኽንያቱ፡ “ሆሳእና” ዚብል ናይ እብራይስጢ ቃል ኰይኑ፡ ትርጕሙ ድማ “ኣድሕን” ማለት እዩ። እዚ ቃል ትንቢት እዚ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ብኣፍ ነብዪ ዳዊት፡ “ ዎ እግዚኣብሄር ኣድሕን ኰታ፡ ኣታ እግዚኣብሄር ኣሰልጥን (ኣዐውት) ኰታ። እቲ ብስም እግዚኣብሄር ዚመጽእ ብሩኽ እዩ፡” Read More

ብሰሉስ 18 ሚያዝያ 2023፡ ብብፁዕ አቡነ መቃርዮስ ጳጳስ ዲበ ኩሉ ዝምራሕ ሕብረት አብያተ ክርስቲያናት ተዋህዶ ምስቲ ብብፁዕ አቡነ ሲኖዳ ክምራሕ ዝጸንሐ ኅብረት አብያተ ክርስቲያናት ምሉእ ውህደንት ዕርቅን ጌሩ ኣሎ። ኣምላኽ ምሉእ ዕርቂ ስለዝገበረልና ስብሓት ይኹኖ።

ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ዕርቂ ኣብዚ መላግቦ ተወከስ።

|Joint Statement|ትግርኛ|

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div