S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን ----------- በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን፡

ኣሰሮ ለሰይጣን ----------------------------- ኣግዓዞ ለኣዳም

ሰላም ----------------------------------------- እምይእዜሰ

ኮነ  -----------------------------------------  ፍስሓ ወሰላም

Rest in Power, Abune Antonios. May the Lord welcome you warmly alongside our fathers before us and may we commemorate you for all the sacrifices you have made to keep the authenticity and unchanged core of our Orthodox religion. After all the torment, trauma, and disrespect, to say the very least, you continued to become a pillar for the churches that fought to recognize you as our true patriarch. Words cannot describe the strength you had for the past 16 years. Physically, your health was deteriorating, but spiritually, you continued to stay strong-minded despite what was taken from you.  Your inability to serve, lead, consistently fulfill our holy sacraments, are only a few things you’ve faced, yet your loving heart remained untainted.

ሰንበት 20 የካቲት 2022 ኣብ ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ዋሽንግቶን ዲሲ:ቅዱስ እንጦንዮስ ብኽብሪ እንዝክረሉ፡ 2 ቀብሪን ጸሎተ ፍትሓትን እነካይደሉ መስዋዕቲ ቅዳሴ ነዕርገሉን መዓልቲ ተወሲኑ ምህላዉ ኣህጉረ ስብከታት ይሕብር። ኣብዚ ክቡር መዓልቲ ምሳና ኪትውዕሉን፥ በረኸት ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ኪትካፈሉን ብኽብሪ ንዕድም።

እግዚኦ! ኣዕርፍ ነፍሰ ቅዱስ እንጦንዮስ፥ ወኣንብር ለነ ህየንቴሁ ሔረ ወመራሔ

ቀኖናዊ ኣሕጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን

14 የካቲት 2022 .ም.ፈ.


Invitation to a Memorial Service of HH Abune Antonios, the 3rd Patriarch of the Eritrean Orthodox Church

The memorial prayer service for H.H. Patriarch Abune Antonios, led by His Grace Bishop Makarios, will take place on Sunday, February 20, 2022, at Medhane Alem Eritrean Orthodox Church, Washington DC. The North American Diocese of the Eritrean Orthodox Church requests you to join the memorial prayer service.

May God grant eternal rest to H.H. Patriarch Abune Antonios and send us all His spirit of solace.

"Precious in the sight of the LORD is the death of his saints” – Psalm 116:15.

The Canonical Eritrean Orthodox Church in Diaspora.

February 14, 2022.


“-ዘእምንእሱ ሕይወቱ፣ ውስተ ቤተ-እግዚኣብሔር-” ብምባል ዝግለጹ፣ ንመንፈሳዊ ኣገልግሎት ዝተጸውዑ ዕድለኛታት ሰባት ኣለዉ። ሓደ ካብዚኣቶም ድማ፣ እዞም ሕጂ ብሞት ተፈልዮሙና፣ መንገዲ ሰማይ ኣቕኒዖም ዝኸዱ ዘለዉ፣ ሊቀ-ኅሩያን ግደይ ገብረ እዮም ክንብል ዘኽእለና፣ እኹል ምኽንያት ኣሎ። ሊቀ-ኅሩያን ኣብ ቤተ-ክርስቲያን`ዮም ተወሊዶም፣ ኣብኣ`ውን ዓብዮም ከበሃል ይከኣል። ስለ` ከኣ ኢና “-ዘእምንእሱ ሕይወቱ ውስተ ቤተ-እግዚኣብሔር-” ብምባል ክንገልጾም ዝደለና።

ጾመ ነነዌ: ካብ 22 የካቲት ክሳብ 24 የካቲት 2021 (ሰኑይ, ሰሉስን ረቡዕን)  ይውዕል። ምሕረት ዝህብ ጾም ይግበረልና። ኣሜን።

 ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ! መዝ 11615። 

ክቡር ኣቦና ቆሞስ (ቀሺ) ኣርኣያ ካብ ኣቦኦም ግራዝማች ተስፋይ መድህንን፥ ካብ ኣዲኦም መስቀል ክብራ ዑቑባሚኪኤልን (በዓልቲ-ማይሓ) ኣብ ሰጣሕ መረታ-ሰበነ ኣከለጉዛይ ሃገረ ኤርትራ ብዕለት 14 ነሓሰ 1934 . (1926 ግእዝ) ተወልዱ። ዕድመ ሕጻንነቶም ምስ ብሩኻት ወለዶምን ምስ ኣሕዋቶም / ደሃብን / ረዛንን ምስ የዕርኽቶምን ብጉስነት የሕለፍዎ።

ብሩኽ በዓለ ቅዱስ ዮሓንስን ሓድሽ ዓመተ ምሕረት [2013 ግእዝ] ይግበረልና።

ዎ ጎይታ ሰላምካ ሃበና፥ ካብ ኢድ ጸላእትና ኣናግፈና፥ ካብ ሕማምና ፈውሰና፥ ንስኻ ኩሉ እትኽል ኣምላክ ኢኻ'ሞ ንህዝብኻ ባርኮምን ሓልዎምን። ከምኡ'ውን፥ በቲ ዘይውዳእ ፍቕርኻ፥ ኣኽሊል ናይዚ ዓመት ባርኽ፥ ወሓዝን ፈልፋሊ ማያትን ባርኽ፥ ዘርእን ኣታኽልቲ ናይ'ዛ ምድሪ'ውን ባርኸልና። ኣሜን።

ኣብዚ መራኸቢ ብዙሓን ዝገነነሉ ዘመን'ዚ፥ ሓቅን ሓሶትን ፈሊኻ ንኽትፈልጥ ኣብ ዘጸግም እዋን ኢና ዘለና። ኣብ ከምዚ ዝበለ ኵነታት: ብስም ነጻ-ፕረስ፡ ዝተፈላለዩ ሰባት ወይ ትካላት ንዝተፈላለየ ዕላማታት ክብሉ ሃሳዪ ዝኾነ ነገራት በብጊዚኡ ይዝርግሑ እዮም።

በዚ መሰረት፥ ኣብ ወግዓዊ መስኮት ዜናታት መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ዘይዝርጋሕ ዝኾነ ይኹን ሓበሬታ፥ ንመንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣይውክልን እዩ። መርገጺ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ከምዘይኮነ'ውን ብኣኽብሮት ንሕብር።

እግዚኣብሔር ቤተ ክርስቲያንናን ህዝብናን ይባርኽ። ኣሜን።

መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ።

ንሰለስተ መዓልትታ (ሓሙስ: ዓርቢ: ቀዳም) መዓልታዊ ካብ ሰዓት 12:00 - 8:00 ምሸት ብምብራቓዊ (10:00 - 6:00 ድ. ቀትሪ ብምዕራባዊ ዞባ ኣሜርካ) ዝዝርጋሕ መደባት በዚ ኣገባብዚ ክትከታተሉ ብኣኽብሮት ንሕብር።


መደባት ዓርቢ ዓመታዊ ጉባኤ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ ኤርትራ 

(2ይ) መደብ ናይ ንጉሆ


(1ይ) መደብ ናይ ንጉሆ


መደባት ሓሙስ ዓመታዊ ጉባኤ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ ኤርትራ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div