S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኣብዚ ዓለም ብዛዕባ ፍቕሪ ብዙሕ ተዘሪቡን ተጻሒፉን እዩ። ዝተፈላለየ ዓይነት ፍቕሪ ከም ዘሎ ድማ ዘየካትዕ ሓቂ እዩ። ገለ ኣብነት ንምጥቃስ ዝኣክል፡-ፍቕሪ ኣምላኽ፡ ፍቕሪ ሰብ፡ ፍቕሪ ዓለም፡ ፍቕሪ ሰብኣይን ሰበይትን፡ ፍቕሪ ውሉድ፡

ትሕዝቶ ስነ-ጽሑፍ

  • ስለምንታይ ክርስቶስ ብስጋ ተጋህደ?

ከምዚ ኣነ ንክርስቶስ ዝመስሎ ዘሎኹ፥ ንስኻትኩም ንኣይ ምሰሉ (ሮሜ 11፡1)። ሓዋርያ ጳውሎስ መሊሱ “እምብኣርከስ ኣቱም ኣሕዋትና፥ ካብቲ በቲ ኻባና እተቐበልኩምዎ “ምህሮ.. ፓራዶስስ” ዘይነብር፥ ብዘይ ሥርዓት

“ወወሃብኮሙ ትእምርተ ለእለ ይፈርኁከ ከመ ያምሥጡ እምገጸ ቅስት ወይድኃኑ ፍቁራኒከ” መዝ. ፶፱ ፬። “ስለ ሓቂ ምእንቲ ኪለዓል ነቶም ዝፈርሁኻ ሰንደቕ ዓላማ ሃብካዮም” መዝ. 60፡4።

“ኢየሱስ ዝገበሮ ግብሪ ድማ ብዙሕ ካልእ ኣሎ። ኵሉ በብሓደ ተጽሒፉ እንተዚኸውንሲ፥ ነቲ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ዅላ እዛ ዓለም እኳ ኣይምኣኸለቶን ይመስለኒ” በለ። ብሉይ ኪዳን ዝተጻሕፈሉ ቛንቛ እብራይስጢ ከም ዝነበረ፥ ኩላትና

 ትሕዝቶ ስነ-ጽሑፍ

ትርጉም ድሕነት

ድሕነት ብመን ይርከብ?

ድሕነት ብኸመይ ይርከብ? (ኦርቶዶክሳዊ ኣረኣእያ)

ምንዳይ ኣገዳስነት ዘድሕን ጎይታ

ኢየሱስ ዝገበሮ ግብሪ ድማ ብዙሕ ካልእ ኣሎ። ኵሉ በብሓደ ተጽሒፉ እንተዚኸውንሲ፥ ነቲ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ዅላ እዛ ዓለም እኳ ኣይምኣኸለቶን ይመስለኒ” በለ። ብሉይ ኪዳን ዝተጻሕፈሉ ቛንቛ እብራይስጢ ከም ዝነበረ፥ ኩላትና ንሰማማዓሉ ሓቂ እዩ፥

ሳዕሪ ይነቅጽ፥ ዕምባባ ይቕምስል፥ቃል ኣምላኽና ግና ንዘለኣለም ይነብር (ኢሳ፡40፡8)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div