Administrator
Published: 14 September 2009
ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ዝረኣናዮ ነገር እንተሎ፡ ዓለምና ብዋዒ ትጽምሉ፥ ብኵናት ትርመስ፥ ብዝተፈላለየ ሕማማት ትጥቃዕ ከምዘላ ንዕዘቦ ዘሎና ጉዳይ እዩ። ወዲ ሰብ ወላኳ ብቴኽኖሎጂ ማዕቢሉ ካብ ምድሪ ሓሊፉ ኣብ ጠፈርን ወርሕን ክመራመር እንተ በቕዐ፥ ኣብ ሥርሑ ዕጋበት፡ ኣብ ናብርኡ ተመስገን ስኢኑ ብሰንፍላል ህይወት ይነብር ከም ዘሎ ንምፍላጡ ዘጸግም ኣይኮነን። “እምበኣር ተጠንቀቑ እቲ ቅንያቱ ክፉእ እዩ እሞ ነቲ ዝተዋህበኩም ጊዜ ብምልኡ ኣብ ረብሓ እናውዓልኩም፥ ከም ዓያሹ ዘይኮነስ ከም ለባማት ንበሩ” (ኤፈ 5፡15)።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
Gofundme
Support Diocese
PayPal
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን
ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ
ስብከተ ወንጌል
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ
መጻሕፍቲ - Books
ጾምን በዓላትን
Diocese Churches