“ኣርባዕተ ሰብኣይ ዝጾርዎ መጻጕዕ ናብኡ ኣምጽኡ። ህዝቢ ስለ ዝበዝሔ፡ ናብኡ ምእታው እንተ ሰኣኑ ኸኣ፡ ናሕሲ እታ ዘለዋ ቤት ኣፍረሱ። ምስ ኣፍረሱ፡ ነታ እቲ መጻጕዕ ደቂስዋ ዘሎ ዓራት ኣውረድዋ። ኢየሱስ ድማ እምነቶም ርእዩ፡ ነቲ መጻጕዕ፡ ወደይ፡ ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ፡ በሎ” (ማርቆስ 2.3-5)።
ኤጲፋንያ ብምባል እንጽውዖ ብቋንቋ ግሪክ፡ ብናይ ግእዝ ቋንቋና ድማ ኣስተርእዮ ተባሂሉ ተተርጊሙ። ትርጓሜኡ ድማ ምግላጽ ማለት ኢዩ። እዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ዘመነ ኣስተርእዮ ወይ ድማ ናይ ምግላጽ ዘመን ተባሂሉ ይጽዋዕ። ዘመነ ኣስተርእዮ
ቅዱስ ልደት ጐይታና ይግበረልና።ኣሜን
ኣይሁዳውያን መሲሕ ከም ዝመጽእ ይኣምኑ ኔሮም። ግን መሲሕ ኣብ ቤተ መንግስቲ ክውለድ፣ናይ ወርቂ ግምጃ ክንጸፈሉ፣ኣብ ዝዓበየሉ ግዜ ናይ ኩናት ሰባት ጠራኒፉ ካብ ዝገዝኡና
ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን ሐደ ኣምላኽ ኣሜን !!!
ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን ስድራ ሕያው ኣምላኽ ኩልኹም!!!
"እምብኣርሲ፡ ምእንቲ ኽትፍወሱ፡ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተአመኑ፡ ምእንቲ ንሓድሕድኩምውን ጸልዩ። ጸሎት ጻድቕ ብግብራ ብዙሕ ተስልጥ እያ። /ያዕ 5፥16/
መተሓሳሰቢ፣ንኹልኹም ኣንበብቲ እዚ ታሪኽ እዚ ክትርጉሞ ዘገደደኒ፣ጊዮርጊስ ሓቢብ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ኣብዚ ሕጂ ቤተ ክርስቲያና ዘላቶ
ድሕረ ባይታ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ
እዚ ቅዱስ ዮሓንስ እንበልና ኣብ ሃገርና ዓመት ዓመት እነብዕሎ ዘለና ዕለት፡ ኣቦታትና ንስለ በዓል ኢሎም ዘብዕልዎ ዝነበሩ ዘይኸነስ፡ ሓቀኛን መንፈሳውን
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ