“እተን ዓያሱ፡ ቀቀንዴለን ወሲደን ዘይቲ ኣይተማልኣን። እተን ለባማት ግና መምስ ቀንዴለን ኣብ ጢናአን ዘይቲ ተማልኣ።” ማቴ 25፡3,4
ከም-ዝፍለጥ ኣብቲ ኩሉ ዝግበር ናይ ሕይወት-ጉዕዞ፣ ምውራድን ምድያብን ከጋጥም ባህርያዊ እዩ። ስለዚ`ውን ሓደ ሰብ ኮነ ሓደ ሕዝቢ፣ ብፈተና ተፈቲኑ ዘይሓልፍ ኣሎ ክበሃል ዝከኣል ኣይመስልን። ከመይሲ ኣብቲ ክግበር ዝኽእል ናይ ሕይወት ጉዕዞ፣ ብፈተና ዘይፍተን ሕይወት ኣሎ ክበሃል ስለ-ዘይከኣል እዩ። ነቲ ከጋጥም ዝኽእል ፈተና ስዒሩ ክወጽእ ዝኽእል ግና፣ ኩሉ`ዩ ምባል ዘኽይድ ኣይኮነን። ስለዚ`ውን እቶም ብሥነ-ምግባር ዝተሓንፀ ስብእና ዘለዎም ኩሎም፣ ነቲ ክገጥሞም ዝኽእል ፈተና ብዓወት ስዒሮሞ ክወጹ ከለዉ፣ ብኣንጻሩ እቶም ናይ ሥነ-ምግባር ውድቀት ዘጋጥሞም ድማ፣ ብፈተና ተረቲዖም ክወድቁ፣ ክተርፈሎም ዘይክእል ዕዳ`ዩ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል።
ሓሙሽተ መነኮሳት ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ ዮናስ ኣብዚ ቀረባ እዋን ተኣሲሮም። ንሳቶም፡
1. መምህር ዕንቈ-ብርሃን ተወልደ
2. ኣባ የማነ ብርሃን
3. ኣባ ተክለብርሃን
4. ኣባ ኣብርሃም
5. ኣባ ዮናስ ዝተባህሉ መነንቲ መነኮሳት ክእሰሩ እንከለዉ፥ ድሒሮም’ው ሓደ መነኮስ ተወሲኾምዎም ኣለዉ።
መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለግዝኣት ዋሽንግቶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥ ካብ 14 ክሳብ 17 ሓምለ 2022 (July 14 to July 17 2022) ክካየድ እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።
ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-
Holy Trinity Eritrean Orthodox Church
12327 15th Ave NE
Seattle, Washington
Map
ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information
Coming
Day 40 (6th Friday of the Holy Fast)
“Be kind to one another, tenderhearted, forgiving one another, even as God in Christ forgave you.” (Eph 4:32)
“The spiritual person is kind. He never practices cruelty in any of its forms, but is always gentle in his relations with others. Kindness, according to the Apostle Paul, is also a ‘fruit of the Spirit’ (Gal 5:22).
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ