እቲ ካብ ሓሙሽተ ኣብያተ ክርስቲያናት ብዝመጹ፡ ኣስታት 280 ዝኾኑ መንእሰያትን ወለድን፡ ብካህናት ተመሪሖም ዘካየድዎ ካብ ሓምለ 01 ክሳብ ሓምለ 04፣ 2022 ኣብ ይጅን ኦረገን ዩኒቨርሲትይ ኦፍ ኦረገን (University of Oregon, Eugene, OR) ዝተጋብአ፡ ኣዝዩ ኣገደስቲ ትሕዝቶ ዘሎዎ ትምህርትታት፥ ሰሚናራት፥ ዘተን ዎርክሾፕን ሓጸርቲ ድራማታትን ዝሓቖፈ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ብጸሎት ነግህን ጸሎተ ሰርክን ዝተዛዘመን ነይሩ።
ዓመታዊ ጉባኤ 2022 - Conference 2023 መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለግዝኣት ዋሽንግቶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥ ካብ 14 ክሳብ 17 ሓምለ (July 14 to July 17) 2022 ክካየድ እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።
መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-
“ኣይትፍርሁ፡ ደው በሉ: እቲ ምድሓን እግዚኣብሔር ሎሚ ዚገብረልኩም ርኣዩ። እዞም ሎሚ እትርእይዎም ግብጻውያን ንዘልዓለም ኣይትርእይዎምን" ዘጸ 14:13።
ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-
Holy Trinity Eritrean Orthodox Church
12327 15th Ave NE, Seattle, Washington
Map
ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information
Coming
ፍቕረይ ደሪኽዎ እቲ ዘይሓምም ሓመመ፣ ዘይተሓዝ ተሰቕለ፣ ዘይመውት ሞተ። ኣየ ፍቕሪ!
ቃል ውግዘት ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ብዛዕባ ምሻም ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ
ካብ ቃሎም ዝተረኽበ መልእኽቲ - 19 ሚያዝያ 2021
Day 41 (6th Saturday of the Holy Great Fast)
“…in everything give thanks; for this is the will of God in Christ Jesus for you.” (1 Thes 5:18)
“The spiritual person is the one who is grateful for everything. He is the one who receives everything with thanksgiving, and who knows that he has nothing except what he has received from God ( Jn 3:27).
Day 19 (3rd Friday of the Great Fast)
“… and be clothed with humility, for ‘God resists the proud, But gives grace to the humble.’” (1 Pet 5:5)
ክቡራት ተኸታተልቲ ራድዮን ቲቪን ተዋህዶ፥
ራድዮ ተዋህዶ፥ ቲቪ ተዋህዶን፥ በዚ ዝስዕብ መገዲ ክትረኽብዎ ከምእትኽእሉ ብኽብሪ ንሕብር።
Radio & TV Tewahdo Receiver Box Parameters |
|
Satellite |
EutelSat 7 West A |
Transponder |
A5 |
Tuning Frequency |
10815 MHz |
Polarization |
H (Horizontal) |
Symbol Rate |
27.500 Msps |
Modulation |
QPSK |
FEC |
5/6 |
Orbital Positioning |
7° West |
ክልቲኡ መደባት (ራድዮን ቲቪን ተዋህዶ) ካብ ሰዓት 8: 00 ምሸት ክሳብ 8: 30 ምሸት ዕለታዊ ናብ ኤርትራ፥ ሱዳን፥ ኢትዮጵያ፥ ግብጺ፥ ሊብያን ከባቢኡን ይፍኖ። ኣብዚ ከባቢ እትርከቡ ተኸታተልትና ይስማዕ ከምዘሎ ሓበሬታ ናብ This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ክትልእኹልና ብኣኽብሮት ንሓትት።
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
መልእኽቲ ጥምቀት ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ሊቀ ጳጳስ ቀኖናዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኤርትራ
19 ጥሪ 2017
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ