ክቡራት ተኸታተልቲ ራድዮን ቲቪን ተዋህዶ፥
ራድዮ ተዋህዶ፥ ቲቪ ተዋህዶን፥ በዚ ዝስዕብ መገዲ ክትረኽብዎ ከምእትኽእሉ ብኽብሪ ንሕብር።
Radio & TV Tewahdo Receiver Box Parameters |
|
Satellite |
EutelSat 7 West A |
Transponder |
A5 |
Tuning Frequency |
10815 MHz |
Polarization |
H (Horizontal) |
Symbol Rate |
27.500 Msps |
Modulation |
QPSK |
FEC |
5/6 |
Orbital Positioning |
7° West |
ክልቲኡ መደባት (ራድዮን ቲቪን ተዋህዶ) ካብ ሰዓት 8: 00 ምሸት ክሳብ 8: 30 ምሸት ዕለታዊ ናብ ኤርትራ፥ ሱዳን፥ ኢትዮጵያ፥ ግብጺ፥ ሊብያን ከባቢኡን ይፍኖ። ኣብዚ ከባቢ እትርከቡ ተኸታተልትና ይስማዕ ከምዘሎ ሓበሬታ ናብ admin@tewahdo.org ክትልእኹልና ብኣኽብሮት ንሓትት።
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ