S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኣብ ጊዜ ቅዳሴ ዝንበብ ቅዱስ ጽሑፍ

ሳልሳይ ሰንበት ዓቢይ ጾም "ምኵራብ" ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ሸውዓተ ኣጽዋማት ኣለዉዋ። ንሳቶም ድማ ጾመ ነቢያት፡ ጾመ ነነዌ፡ ዓቢይ ጾም፡ ዓርበ ረቡዕ፡ ጾመ ገሃድ፡ ጾመ ሓዋርያትን ጾመ ፍልሰታን ይበሃሉ። እግዚኣብሔር ንኣቦና ኣዳም ብኽብሪ

ጾመ ነነዌ ካብ የካቲት 6 ክሳብ 8 የካቲት 2017 (ሰኑይ, ሰሉስን ረቡዕን February 6 - 8) ብግእዝ ድማ ጥሪ 29 - የካቲት 1 2009 ይውዕል። ምሕረት ዝህብ ጾም ይግበርለና። ኣሜን።

"ኩሎም ሰማእታት ቤተ ክርስትያን ብሓደ ወገን: ሰማእታት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ድማ በቲ ካልእ ኣብ ሓደ ሚዛን እንተዝምዘኑ: ሚዛን ሰማእታት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ምዛየደ" ሚዛን ሰማእታት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ምዛየደ" ይብል ተርቱልያን ዝተባህለ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ኣበው ቤተ ክርስትያን።

 ስብከትን ምንባባት ወንጌልን
ዕለት:- ሕዳር 4ይ ሰንበት

ስብከትን ምንባባት ወንጌልን:- ሕዳር 2ይ ሰንበት

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div