S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ነቶም ዚጽበይዎ ኸምቲ ንስኻ ዝገበርካሎም ዚገብር ካልእ ኣምላኽ ካብ ጥንቲ ኣይተሰምዐን፡

ገለ ሰባት ክብሪ ይደልዩ' ኣይረኽቡን፣ ብሰባት ዓበይቲ ክበሃሉ ይብህጉ' ኣይኮነሎምን። እዚ ዝኮነሉ ምኽንያት ድማ ንክርስቶስ ብልቦም ስለ ዘይተቐበሉ እዮም። ኣብዚ ናይ ሎሚ ታሪክ ግና እታ ዝተናዕቀት ኣድጊ ንጎይታ ስለዝተቐበለት፣ ንርእሳ ኣብቲ ዝተነጽፈ ጨርቂ ክትረግጽ፣ ቆጽሊ-ስየ ተወንዚፋ ክትከብር ርኢናያ More...

ኣብ ካናዳ ሞንትርያል ክፍለ-ግዝኣት፣ ብመዓርገ ዲቁና ንነዊሕ እዋን ከገልግል ዝጸንሐ

እግዚኣብሔር ንህዝቢ ነነዌ ካብ ጥፍኣት ንምምላስን ኣብ ደምቢኡ ንምሕቋፍን መልእኽቲ ክልእከሎም

“ሎሚ ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ኣሎኻ” (ሉቃስ 23፡43) ኣብ ገነት፡ ካልእ ካብዛ ኣቐዲምና ዝጠቐስናያ ሞት እተምጽእ ኦም፡ ኣዝያ ዝተፈልየት 

ብልዒ ከም ዝቐትል ብልዒ ድማ ሕይወት ከም ዝህብ ኩላትና ንፈልጦ ሓቂ እዩ። ከመይሲ እከለ ዝተበላሸወ

መእተዊ: ጽሑፍሕጊ ብሙሴ ተውሂቡ እዩ እሞ፥ ጸጋን ሓቅን ግና ብኢየሱስ ክርስቶስ መጸ። እምብኣርከ

ብግዜ ኦሪት ቅዱስ ቅብኢ ብዘይ ነቶም ዝተገብኦም እንተዘይ ኰይኑ ንኻልኦት ቅዱስ ሜሮን

ቀዳሞት ምሁራት ኣቦታት ቤተ ክርስቲያን ከም በዓል ስዉእ ጃስቲን፡ ቶርቲልያን፡ ቅዱስ ሂፖሊተስ፡ ኦርጀን፡ ቅዱስ ኣምበረም፡ ቅዱስ ቄርሎስ በዓል ዮሮሳሌም፡ ቅዱስ ሜሮን ከመይ ኢሉ ዳግም ብሓዋርያት ከም ዝተሰርሔ፡ ኣስፊሖም ጽሒፎሞ ኣለዉ። ብፍላይ እቲ ኣዝዩ ፍሉጥ ዝነበረ

እሞ ሓቂ’ዶ ክንዛረብ!

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div