‘ባህርይ ክርስቶስ’ ብፖፕ ሽኖዳ 3ይ፣ ሊቀ ጳጳሳት ቤተ ክርስትያን ምስሪ ዝተጻሕፈ፣ ትርጉም ዶር ሽሞንዲ ሃይለ
ብሓቂ እቲ ምስጢር ኣምልኾ ዓብዪ እዩ፥ ንሱ እቲ ብስጋ እተገልጸ፡ ብመንፈስ ጸደቐ፡ ንመላእኽቲ ተራእየ፡ ኣብ ኣህዛብ ተሰብከ፡ ኣብ ዓለም ተኣምነ፡ ናብ ክብሪ ዓረገ (1ይ ጢሞ 3:16) Read More...
ንስኻትኩም ግና እቲ ዕዮኹም ዓስቡ ኺረክብ እዩ እሞ፡ ጽንዑ; ብቀሺ ዲበ። ሰብ ካብ ኣፍ ኣምላኽ ብዚወጽእ፡ ኵሉ ቓል እምበር፡ ብንጌራ ጥራይ ኣይነብርን; ብቀሺ ቴድሮስ። ኣባይ ጽንዑ ኣነውን ኣባኻትኩም; ብቀሺ ሓለፎም Read More...
ሬድዮ ቃለ ኣዋዲ ኵሉ ጊዜ ቀዳም ካብ ሰዓት 11፡30; 12፡00 ናይ ንጉሆ ብ 1120 WUST RADIO ብሓልዮት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ዋሽንግቶን ዲሲ እናተዳለወ ኣብ ዲሲን (Washington DC) ከባቢኣን ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ትምህርቲ እዩ።
To Listen to Qale Awadi 1120 WUST...LIVE SAT 11፡30; 12፡00 PM
on Your Cell Phone!
Call (712) 432-6620 and Listen
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ