S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ጸሎት ምስጋና - The prayer of Thanksgiving:- ሠናይ ነገር ንዝገበረልና ይቕረ በሃሊ እግዚኣብሄር፥ ኣቦኡ ንጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ነመስግኖ ኣሎና። ሰቲሩናን ረዲኡናን፥ ዓቂቡናን ተቐቢሉናን፥ ራሕሪልናን ደጊፉናን ክሳዕ እዛ ሰዓት እዚኣውን ኣብጺሑና እዩ እሞ ነመስግኖ ኣሎና። ሕጂውን ንዕኡ በዛ ቕድስቲ ዕለት እዚኣን፥ ብዅሉ ዘመን ሕይወትናን ብፍጹም ሰላም ኪዕቅበና ንዅሉ ዝመልኽ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ንለምኖ።

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን።

ክቡራት ኣገልገልቲ ካህናትን ድያቆናትን ኩላትኩም ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኹን።

ኣምላኽ ረዲእና፡ መመዝገቢ መሕተት (ፎርም) ናይ  3ይ ክፍለ ዓመት ዓመተ ትምህርቲ 2024 ንሰደልኩም ኣሎና። ምዝገባ ካብ ሰንበት 11 ክሳብ ቀዳም 24 ነሓሰ 2024 ዓም ክካየድ እንኮሎ፡ ትምህርቲ ድማ 01 መስከረም 2024 ዓም ክጅምር እዩ።

መላግቦ መመዝገቢ፥ Registration form

ክፍሊ ጉዳያት ተምሃሮ

ኮለጅ ስነመለኮት ተዋሕዶ

ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ወርሓዊ እትሕተም ወግዓዊት ልሣን ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ ኤርትራ እያ።

 

vነሓሰ 2022 [፳፻፲፬ ዓ.ም ግእዝ] መበል 67 ዓመት ቍ 519 - New

vሓምለ 2022 [፳፻፲፬ ዓ.ም ግእዝ] መበል 67 ዓመት ቍ 518

vሰነ(ኔ) 2022 [፳፻፲፬ ዓ.ም ግእዝ] መበል 67 ዓመት ቍ 517

vግንቦት 2022 [፳፻፲፬ ዓ.ም ግእዝ] መበል 67 ዓመት ቍ 516

vሚያዝያ 2022 [፳፻፲፬ ዓ.ም ግእዝ] መበል 67 ዓመት ቍ 515

vሚያዝያ 2022 [፳፻፲፬ ዓ.ም ግእዝ] መበል 67 ዓመት ቍ 515

vመጋቢት 2022 [፳፻፲፬ ዓ.ም ግእዝ] መበል 67 ዓመት ቍ 514

vየ(ለ)ካቲት 2022 [፳፻፲፬ . ግእዝ] መበል 67 ዓመት ቍ 513

vጥሪ(ር) 2022 [፳፻፲፬ . ግእዝመበል 67 ዓመት  512

                2021

ታኅሣሥ 2021 [፳፻፲፬ . ግእዝመበል 67 ዓመት  511

ሕዳር 2021 [፳፻፲፬ ዓ.ም ግእዝ] መበል 67 ዓመት ቍ 510

v ጥቅምቲ 2021 [[፳፻፲፬ . ግእዝመበል 67 ዓመት  509

v መስከረም 2021 [፳፻፲፬ . ግእዝመበል 67 ዓመት  508

v ገለ ካብ ሕሉፍ ሕታማት-ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን

ሎሚ፥ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ከቢድ ናይ ፈተና እዋን ምህላዋ ናይ ዕዳጋ ምስጢር እዩ። ልክዕ ከምቲ ይሁዳ ንጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንማእሰርትን ሞትን ኣሕሊፉ ዝሃቦ፥ ካብኡ ብዘይፍለ፥

ማርያም ከኣ፡ እኔኹ፡ ኣነ ባርያ እግዚኣብሄር፡ ከምቲ ዘረባኻ ይኹነለይ፡ በለት። እቲ መልኣኽ ድማ ካብኣ ሐለፈ።

በቲ ቕነ እቲ ማርያም ተንስኤት፡ ተቐላጢፋ ድማ ንዝባን ይሁዳ ናብ ሓንቲ ዓዲ ደየበት።

ናብ ቤት ዘካርያስ ኣትያ ኸኣ፡ ንኤልሳቤጥ ሰላም በለታ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div