“ስለዚ ንርእስኹምን ነታ ብገዛእ ደሙ ዘጥረያ ማሕበር ጐይታን ክትጓሰዩ፥ መንፈስ ቅዱስ ኤጲስቆጶሳት ገይሩ ኣብኣ ዝሸመኩም ኲሉ መጓሰ ሓልዉ”
“ሽዑ ንመከራ ኣሕሊፎም ኪህቡኹምን ኪቐትሉኹምን’ዮም። ብዛዕባ ስመይ ከኣ ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ጽሉኣት ክትኰኑ ኢኹም፡ ሽዑ ብዙሓት ኪዕንቀፉ፡ ንሓድሕዶም ኣሕሊፎም ኪወሃሃቡ፡ ንሓድሕዶም’ውን ኪጸላልኡ’ዮም።” ማቴ 24፡9-10።
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ጻድቃን ኮኑ ረሲኣን ሰባት ብኣእዋም ይምሰሉ እዮም። እቶም ጻድቃን ከም ጽቡቕ ኦም፡ እቶም ረሲኣን ከኣ ከም ሕማቕ ኦም እዮም ዝምሰሉ። እቲ ኦም ክፉእ ወይ ጽቡቕ ምዃኑ ከኣ በቲ ፍሪኡ እዩ ዝፍለጥ። ከመይ ጌርና ኢና ሠናይ ፍረ ክንፈሪ እንኽእል ዝብል ሓታቲ ክህሉ ይኽእል። እቲ ግቡእ መልሱ ድማ ንሕና ካብ ባዕልና ሠናይ ፍረ ክንፈሪ ኣይንኽእል ኢና። እንታይ ደኣ ከምቲ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕሉ ኣብ ቅዱስ ወንጌል
{vimeo width="300" height="270"}18791936{/vimeo}
“ንሱ ግና፡ ‘እቲ ዘሕወየኒ’ዩ፡ ‘ዓራትካ ኣልዕል’ሞ ኪድ’ ዝበለኒ’፡ ኢሉ መለሰሎም። ..... ድሕሪዚ ኢየሱስ ኣብ ቤት መቕደስ ረኸቦ’ሞ፡ “እንሆ ሓዊኻ፡ ካብዚ ዚገድድ ከይረኽበካስ፡ መሊስካ ኣይትበድል” በሎ። እቲ ሰብኣይ ከይዱ፡ ንኣይሁድ እቲ ዘሕወዮስ ኢየሱስ ምዃኑ ነገሮም። ስለዚ፡ ... ኪቐትልዎ ይደልዩ ነበሩ።” ዮሃ 5፡11,14-16።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ