S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ከምዚ ኣነ ንክርስቶስ ዝመስሎ ዘሎኹ፥ ንስኻትኩም ንኣይ ምሰሉ (ሮሜ 111)። ሓዋርያ ጳውሎስ መሊሱእምብኣርከስ ኣቱም ኣሕዋትና፥ ካብቲ በቲ ኻባና እተቐበልኩምዎምህሮ.. ፓራዶስስዘይነብር፥ ብዘይ ሥርዓት

ወወሃብኮሙ ምርተ ይፈርኁከ ከመ ያምሥጡምገጸ ቅስት ወይድኃኑ ፍቁራኒከመዝ. ፶፱ ፬። ስለ ሓቂ ንቲ ኪለዓል ነቶም ዝፈርሁኻ ሰንደቕ ዓላማ ሃብካዮምመዝ. 604

“ኢየሱስ ዝገበሮ ግብሪ ድማ ብዙሕ ካልእ ኣሎ። ኵሉ በብሓደ ተጽሒፉ እንተዚኸውንሲ፥ ነቲ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ዅላ እዛ ዓለም እኳ ኣይምኣኸለቶን ይመስለኒ” በለ። ብሉይ ኪዳን ዝተጻሕፈሉ ቛንቛ እብራይስጢ ከም ዝነበረ፥ ኩላትና

 ትሕዝቶ ስነ-ጽሑፍ

ትርጉም ድሕነት

ድሕነት ብመን ይርከብ?

ድሕነት ብኸመይ ይርከብ? (ኦርቶዶክሳዊ ኣረኣእያ)

ምንዳይ ኣገዳስነት ዘድሕን ጎይታ

ኢየሱስ ዝገበሮ ግብሪ ድማ ብዙሕ ካልእ ኣሎ። ኵሉ በብሓደ ተጽሒፉ እንተዚኸውንሲ፥ ነቲ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ዅላ እዛ ዓለም እኳ ኣይምኣኸለቶን ይመስለኒበለ። ብሉይ ኪዳን ዝተጻሕፈሉ ቛንቛ እብራይስጢ ከም ዝነበረ፥ ኩላትና ንሰማማዓሉ ሓቂ እዩ፥

ሳዕሪ ይነቅጽ፥ ዕምባባ ይቕምስል፥ቃል ኣምላኽና ግና ንዘለኣለም ይነብር (ኢሳ፡40፡8)

ቤተ ክርስቲያን ምስ ዋሽንግቶን እንታይ ዘራኽብ ኣለዋ? ዝብል ሓታቲ እንተተረኽበ ዘገርም ኣይኮነን። ከምቲ ዓደቦና ‘‘ኣሉላን ዘሎ ዓዲ ተኽላይ፡ ጣልያንን ዘሎ ስግር ቀላይ’’ ዝብልዎ፡ እቲ ኣብ መንጎአን ዘሎ ርሕቀት ኣዝዩ ርሑቕ’ዩ።

ሕጂ ድማ እቶም ዓቢይ ኦርቶዶክሳዊ ሊቅ መጋቤ ምሥጢር መብራህቱ መባእ ዓሪፎም ዝብል መርድእ ይስማዕ ኣሎ። ሓቂ ንኸይከውን እዝንና ዓጺናን ዓይንና ዓሚትናን ከነሕልፎ እንተ ንኽእል ክንደይኮን ደስ ምበለና!! ከም ትምኒትና ክኾነልና ግን ዝኽእል ኣይኮነን። እቶም ዓቢይ ሊቅ ሓሊፎም እዮም። ነቲ ኣብ ቤተ ክርስቲያንና ዘሎ ህልው ኵነታት ክጻወርዎ ስለዘይከኣሉ፡ ገዲፎሞ ክኸዱ መሪጾም።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div