S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ክቡራን ሕዝበ ክርስቲያን እስከ ነዚ ዝስዕብ ጥቕሲ ህድእ ኢልና ነንብቦ እሞ ነቲ ኣብ ኣኅዋትና ዘሎና ሓቀኛ ኣረኣእያ ንመርምርን ንተዓዘብን። ሓዋርያ ዮሓንስ ኣብ መልእኽቱ ‘‘ኣብ ብርሃን ኣሎኹ’’ ዚብል ንኃዉ ኸኣ ዚጸልእ ገና ኣብ ጸልማት እዩ ዘሎ። እቲ ንኃዉ ዘፍቅር ኣብ ብርሃን እዩ ዚነብር። ኣብኡውን መዓንቀፊ የልቦን።

6 ሰንበት ናይ ክረምት
ኣብዚ ዕለት' ዝንበብ ቅዱስ ጽሑፋት

ካብ ኢየሩሳሌም ሰለስተ ኪሎ ሜትር ርሒቃ ኣብ ትርከብ ቢታንያ ትበሃል ዓዲ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣዝዩ ዘፍቅሮም 3ተ ኣኅዋት ኣልኣዛር፥ ማርታን ማርያምን ዝበሃሉ ነበሩ። እዞም ክቡራት ኣኅዋት ብወገኖም ንጎይታ ብልቢ ስለ ዘፍቅርዎ ማርያም ክቡር ዝዋግኡ ቅዱይ ሽቱ ከም ዝቐብኣቶ፡ ማርታ ድማ ግቡእ መግቢ ብምድላው ከምዘገለገልቶ ኣብ ቤቶምውን ብኽብሪ ይቕበልዎ ከምዝነበሩን ነንብብ።

መጽሓፍ ሕይወት፡- ኣብ ኢድ እግዚኣብሔር ጥራይ ዝርከብ መጽሓፍ፡ ኣስማት ናይቶም ከም ፍቓድ ኣምላኽ ዝመላለሱን ሕጉን ትእዛዙን ኣኽቢሮም ምድራዊ ጉዕዝኦም ዝፍጽሙን ሰባት ዝሓዘ ሰማያዊ መዝገብ እዩ።

6ይ ሰንበት ናይ ክረምት
ኣብዚ ዕለት'ዚ ዝንበብ ወንጌል

በዓለ ጰራቅሊጦስ 2ይ ሰንበት [Sermon for the Pentecostal Second Sunday]

በዓለ ጰራቅሊጦስ 1ይ ሰንበት [Sermon for the Pentecostal Sunday]

ሳልሳይ ሰንበት ናይ ትንሳኤ

ብዓል ትንሣኤ ጎይታና ኢየሱስ ፍሉይ ዝገብሮ እንታይ እዩ? ትንሣኤ ክርስቶስ ፍሉይ ስለዝኾነን፡ ንሰዓብቱ ዝኾንና ክርስትያን ፍሉይ ትርጉም ስለዘዎን። ብኸመይ?

“ነቶም ንኣምላኽ ዜፍቅሩ፡ ከም ምኽሩ’ውን እተጸውዑ ግና ኵሉ ንሰናይ ከም ዝድግፎም፡ ንፈልጥ ኢና” (ሮሜ 8፡28)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div