S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መዓርግን ስልጣንን ፓትርያርክ (ደቂቀ እንጦንዮስ ተማሃሮ መንፈሳዊ ኮሌጅ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ኮርፐስ ክርስቲ, ተክሳስ .. ኣሜሪካ 24 ሚያዝያ 2008 )

ስልጣን ፓትርያርክ 

መሰረት ስልጣን ፓትርያርክ ካብ ሰማይ እምበር ካብ ባይታ ኣይመጸን። ክርስቶስ ከመይ ዝበለ ስልጣን ንሃዋርያት ከም ዝሃቦም ዝሕብሩና ኣብነታት እዞም ዝስዕቡ ጥቕስታት ምስክር እዮም። “በቲ ሓቂ ቀድሶም፣ ቃልካ ሓቂ እዩ። ከምቲ ንዓይ ናብ ዓለም ዝለኣኽካኒ፣ ከምኡውን ኣነ ናብ ዓለም ለኣኽኩዎም”። (ዮሃ፡17፡17-18) “ሽዑ ኢየሱስ ከም ብሓድሽ ሰላም ንኣኻትኩም ይኹን። ከምቲ ኣቦ ንኣይ ዝለኣኸኒ፣ ኣነውን ከምኡ እልእኸኩም ኣሎኹ በሎም። እዚ ኢሉ ኡፍ በለሎም እሞ፣ መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉ”። (ዮሃ፡20፡21-22) “ስለዚ ኺዱ ንኹላቶም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም ዝኣዘዝኩኹም ኹሉ ኺሕልዉ ኸኣ እናመሃርኩም ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። እንሆ

ንነቢይ ኤርምያስ፡ ኣበሜሌክን ባሮክን ዝበሃሉ ተመሃሮ ነበርዎ። እዞም ክልተ መስተውዓልቲ ተመሃሮ፡ ነቢይ ኤርምያስ ብዛዕባ ምርኮ ኢየሩሳሌም ክዛረብ እናኽሰምዑዎ ከለዉ፡ ‘’ እግዚኦ! ኢታርእየነ ሙስናሃ ለኢየሩሳሌም’’ እዚ ማለት ‘’ ጎይታ! ጥፍኣት ኢየሩሳሌም ኣይተርእየና’’ እናበሉ ይጽልዩ ነበሩ። ጊዜ ምርኮ ምስ በጽሐ፡ ሓደ መልኣኽ መጺኡ ንነቢይ ኤርምያስ ንኣበሜሌክ ንሕሙማት ክንለኽዮስ ቆጽሊ (ዓፅቀ) በለስ ኣምጽእ ኢልካ ልኣኮ፡ ንባሮክ ድማ መቓብር ነገሥታት ሓሉ በሎ፡ ኢሉ ነገሮ እሞ ነቢይ ኤርምያስ ከምቲ ዝተባህሎ ገበረ።

ኣብዛ መከራን ጸበባን ዝበዝኃ ዓለም ኵሉ ነገር እሾኽ ኮይኑ ምሕላፍ እንተ ኸልከለካ፣ መሬት ክንዲ ኣፍ ዕንቍ እንተጸበበትካ፣ ምድረ-ሰማይ ጽልምት ኢሉ እንተ

ብሕታዊ ጸሎት

ጸሎት ብሕታውን ማሕበራውን ኢልና እንተ ከፈልናዮ ብቐሊሉ ክርድኣና ይኽእል ይመስለኒ። ሓባራዊ ወይ ማሕበራዊ ጸሎት ዝብሃል፡

ኣቦታትካ ዘቘምዎ ናይ ቀደም ደረት ኣይተዝብል (ምሳ 2228)

ሓዋርያዊ ትውፊት ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ካብ መንፈስ ቅዱስን ስለ ዝተረኽበ ብኽብሪ ክተሓዝ ድኣ ይግብኦ እምበር፥ ካብቶም ናይ ገዛእ ርእሶም ትውፊት ገይሮም፥ መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ ቁንጭል ኣቢሎም ወሲዶም፥ ንገዛእ ርእሶም ሊቃውቲ ክዅኑላ ዝጋደሉ፥ ትውፊት ቤተ ክርስቲያን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ

  • ኣብ ማእከልኩም ጾር ዝኸበዶ ሰብ ኣሎዶ? ናባይ ይምጻእ ኣነ ከዕርፎ።ማቴ 1128
  • ኣብ ማእከልኩም ዝተሓጎሰ ሰብ ኣሎዶ? መጺኡ ይዘምር ኣነ ክሰምዖ።ያዕ 513
  • ኣብ ማእከልኩም ማይ ዝጸምአ ሰብ ኣሎዶ? ናባይ ይምጻእ ኣነ ከስትዮ።ዮሓ 737
  • ኣብ ማእከልኩም ዝጸበቦ ሰብ ኣሎዶ? ብእምነት ይለምን ኣነ ክረድኦ።ያዕ 513
  • ኣብ ማእከልኩም ምስ ኃዉ ዝተበኣሰ ሰብ ኣሎዶ? ይቕረ ይበለሉ ኣነ ከፍቅሮ።ማቴ24
  • ኣብ ማእከልኩም ዝሓመመ ሰብ ኣሎዶ? ንካህናት ይጸውዕ ኣነ ክምሕሮ።ያዕ 514
  • ኣብ ማእከልኩም መገዲ ዝተጋገየ ሰብ ኣሎዶ? ናባይ ይመለስ ኣነ ክመርሖ።ኤር 84
ሓዋርያትኣብ መንግሥተ ሠማያት መን ይዓቢኢሎም ተኻራኸሩ (ማቴ 181-14) ቀንዲ ሓሳባት፡ እዚ ናይ ሎሚ ትምህርትና፡ ካብ ወንጌል ማቴዎስ ምዕራፍ ዓሰርተው ሸሞንተ ጥቕሲ ሓደ ክሳብ ዓሰርተው ኣርባዕተ ኰይኑ፡ ኣብ

ኣብዚ ዓለም ብዛዕባ ፍቕሪ ብዙሕ ተዘሪቡን ተጻሒፉን እዩ። ዝተፈላለየ ዓይነት ፍቕሪ ከም ዘሎ ድማ ዘየካትዕ ሓቂ እዩ። ገለ ኣብነት ንምጥቃስ ዝኣክል፡-ፍቕሪ ኣምላኽ፡ ፍቕሪ ሰብ፡ ፍቕሪ ዓለም፡ ፍቕሪ ሰብኣይን ሰበይትን፡ ፍቕሪ ውሉድ፡

ትሕዝቶ ስነ-ጽሑፍ

  • ስለምንታይ ክርስቶስ ብስጋ ተጋህደ?

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div