S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ላዕለዋይ ደርቢ ቤት ማርያም ኣደ ማርቆስ ዮሃንስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ብሚያዝያ 6 ሓሙስ ምሸት 30 . ሓቢሮም ከለዉ። ብዛዕባ ርኽክቡ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ከመይ ከም ዝዀነ ክገልጸሎም ከሎ ከምዚ በሎም።

መምህር፡ ናይ ዘለዓለም ሕይወት ምእንቲ ኽወርስ እንታይ እግበር?ዘለዓለማዊ ሕይወት ንኽትወርስ፡ ካብ ፍልጠት ኣእምሮ ንላዕሊ ዚሓትት ሥልጣን እዩ። ከመይሲ ብሓሳብን ብቓልን ብግብርን ዚግለጽ ፍቕሪ ንኣምላኽን ንሰብን ክህልወካ ይሓትት። Read more... 
ሕያዋይ ሳምራዊ (ቅዱስ ጽሑፍ - ሉቃስ 1025-37)
ንብጻይካ ከም ነፍስኻ ኣፍቅሮ

ጥምቀት፡ ብዙሕ ዓይነት መልክዕ እኳ እንተ ሃለዎ፡ ጥምቀት ኣብ መንጎ እግዚኣብሔርን ሰብን ብእምነት ዝእቶ ኪዳን እዩ። ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝተዋህበና ጥምቀት፡ ብማይ ምሕጻብ፡ ብደመና ምሕላፍ፡

ጥምቀት፡ ብዙሕ ዓይነት መልክዕ እኳ እንተ ሃለዎ፡ ጥምቀት ኣብ መንጎ እግዚኣብሔርን ሰብን ብእምነት ዝእቶ ኪዳን እዩ።

እንድርያስ ወዲ ዘብዴዎስ ሓደ ካብቶም 12 ደቀ መዛሙርቲ ናይ ጎይታ ኮይኑ እቲ ቀዳማይ ንኢየሱስ ክርስቶስ ዝሰዓበ ሓዋርያ እዩ። ንሱ ብመጀመርታ ንክርስቶስ ምስ

ጸሓፊ፡ ብመሠረት ቆሎሴ 414 እቲ ሓኪም ዝነበረ፡ ካብ ወገን ኣሕዛብ ዝዀነ ክርስቲያን ግሪኻዊ ወንጌልን ግብረ ሓዋርያትን ዝጸሓፈ ሉቃስ ዝተባህለ መሰነይታ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ዝነበረ እዩ።

ኣብ 1850 . ዝተኣታተወቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ዘርኢ ኣዳም ዝተመሓለላፈ ውርሻ ኃጢኣት የብላን ዚብል ናይ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን እምነት፣ ኣብ መንጎ ኦርቶዶክስን ሮማዊት ቤተ ክርስቲያን ካቶሊክን ዝተፈጥረ ናይ እምነት ፍልልይ መዕለቢ ዘይተረኽበሉ ተንጠልጢሉ ዘሎ ጸገም እዩ።

እቲ ዘገርም ቁጽሪ ዘየብሎም ተቓወምቲ ትውፊት ኢና ዝብሉ ምዕራባውያን፥ ዝጠቕስዎ ጥቅሲ፥ ነቲ ሓዋርያ ጳውሎስ ንደቂ ቆረንቶስ ክጽሕፈሎም ከሎ ኣሕዋተየ፥ ንጥቕሚ እቲ ሓደ፥ ንጒድኣት እቲ ኻልእ ኢልኩም ከይትንፍሑ፥

ዕላማና---->ኣብ ቅድሚ ሰብን እግዚኣብሔርን ሠናይ ንምግባር እዩ። 2ቆሮ 820

ዕላማና---->ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን እናጥመቕና ደቀ-መዛሙርቲ ክርስቶስ ምግባር እዩ። ማቴ 2819

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div