S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ታሕሳስ 3 ሰንበት ዝንበብ ወንጌልን ስብከትን:

መንፈሳዊ ሰሚናር
ዶግማ- ትምህርቲ መሠረተ-እምነት
ጸሎተ ኃይማኖት (1ይ ክፋል)
Church Doctrine - The Creed (Part I)

ጸሎት ቅድሚ ቁርባን ምቕባል

ጎይታ፣ ኣነ ሓጥእ ብምዃነይ ንስኻ ኣብ ልዕለይ ክትሓድር ብቑዕ ኣይኮንኩን ንነፍሰይ ክትፍወሲ ኢኺ፤ ሓጢአትኪ ተሓዲጉልኪ እዩ በላ። ኣነ ብዘይካ እቲ ኣብ ደቂ ሰባት እትገብሮ ፍቕርኻን ምሕረትካን ርህራሄኻን ወላ ሓንቲ ነገር ዘይብለይን ካብ ኩሉ ሰናያት ደረቕን ጥራየይ ዘለኹን እየ። ንስኻ ካብ ክግለጽ ዘይከኣል ክብርኻ ካብ ሰማያት ናብ ድርቅናና ዝወረድካን ኣብ መብልዕ ማል ክትውለድ ዝመጻእካን።

ጉባኤ ኣትክልቲ፡- ሓደ መዓልቲ ኩሎም ኣእዋም ኣብ ልዕሌኦም ንጉሥ ክቐብኡ ተሰማምዑ እሞ ተኣኪቦም በሉ ሓደ ካባና ንጉሥ ዝኾነና ንምረጽ ብእኡ ተመሪሕና ከኣ ንኺድ ተበሃሃሉ። ናብ ኣውልዕ ቀሪቦም ድማ

 ስብከትን ምንባባት ወንጌልን
ዕለት:- ሕዳር 4ይ ሰንበት

ጾም ማለት ካብ ዝብላዕ፣ ዝስተን ክፉእ ነገራትን ምሓላው (ምቑጣብ) ማለት እዩ። ጾም ርእስኻ ኣዋሪድካ፣ ናይ ጸሎት፣ ናይ ሓዘን፣ ናይ ንስሓን ምንዛዝን እዋን ከምዝኾነ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፣

ስብከትን ምንባባት ወንጌልን:- ሕዳር 3ይ ሰንበት

Archangel Gabriel Eritrean Orthodox Church of NY,
ቅዱስ ገብርኤል ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኒው ዮርክ 

ስብከትን ምንባባት ወንጌልን:- ሕዳር 2ይ ሰንበት

ዕለት 13 ጥሪ 2006 ጥልመት ናይ እምነት ዝተፈጸመላ ፈታኒት ዕለት እያ። በቲ ካልእ ወገን ድማ ኣብ እምነት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ሓደ ዓቢይ ናይ እምነት ጅግንነት  ዝተፈጸመላ እትድነቕ ዕለት እያ። 3ይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ምእንቲ እታ ዝመሓሉላ ሃይማኖት ከም ሓዋርያ ጳውሎስ ‘’ካብ ፍቕሪ ክርስቶስ ዝፈልየኒ መን እዩ ? ጸበባዶ ?

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div