S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

!ጐይታይ፡ ደጊም ንባርያኻ ከም ቃልካ ኣፋንዎ። ከመይ ኣዒንተይ ነቲ ምድሓንካ ርእየናኦየን። እዚ (ህጻን) ኸኣ እቲ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ህዝቢ ዘዳለኻዮ ድሕነትዩ። ንሱ እቲ ንኣህዛብ ብርሃን ንህዝብኻ እስራኤልውን ክብሪ ዚገልጽዩ።ሉቃ 229-32 .

ሰኑይ መጋቢት 15 (March 15th) 2010 .ም፣ መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ ንክልተ ሰዓታት ዝኣክል ካብ ኣገልግሎት ከተቋርጽ እያ። እዚ ምቍራጽ ኣገልግሎት' ካብ ሰዓት 1:00 ክሳብ 2:00 ናብ ሰኑይ ዘውግሕ ለይቲ ብኣቆጻጽራ ሰዓት ማእከላይ ሰሜን ኣሜርካ (US Central standard time) ዝትግበር ኮይኑ፣ ተክኒካዊ ምትዕርራይ ንምግባር ዝዓለመ እዩ።
ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም!
ኣገልገልትኹም ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ

ንህጻናት ብኸመይ ንቐርቦም / ንርድኦም?

ብቅዱስ ፖፕ ሺኖዳ ሳልሳይ ዝተጻሕፈ መጽሓፍ

ትርጉም፡ ዲያቆን ሓበን ደጀን

ናይ ሎምዘመን እምነት

ገዲፍካ ኣቦታት ቀዳሞት

ናየቤተ-ክርስቲያን ኣቦታት

ተተኃየሰ ናይ እንዳ ጐረቤት

እንዳ ኣብሻይ° ጐረቤት።

 ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኻትኩም ክኸውን ንምነ።

እዚ ሒዝናዮ ዘለና ናይ ትምህርቲ ግዜ፥ ኣብዚ ወርሒ እዚ ክዛዘም ምዃኑ ንሕብር። ፈተና ዘይወሰድኩም፥ ክሳብ መወዳአታ ነሓሰ 2021 ክትወስዱ ብመንፈሳዊ ኣኽብሮት ንሕብር። ዝቕጽል ምዱብ ትህምህርቲ፥ 1 መስከረም 2021 ዓ.ም ክጅመር እዩ።

ዓይነት ዝወሃብ ትምህርቲ።

1. ታሪኽ ቤተ ክርስቲያን - Church History

2. ቀኖና ቤተ ክርስቲያን - Canon of the Church

3. ምሕደራ ቤተ ክርስቲያን - Church Administration

ምምሕዳር ክፍሊ ተመሃሮ: ኮለጅ ሥነ መለኮት ተዋሕዶ።

ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ከተማ ሻርሎት ሰሜን ካሮላይና ከምቲ ልሙድ ዓመት መጸ ብኽብሪ ዝበዓል ሎሚ ዓመትውን ብቀዳም ዕለት 20 ሕዳር 2021 . (፲፩ ሕዳር ፳፻፲፬ .) ብዝደመቐን ምዕሩግ ኣገባብን ንመበል 12 ግዜኡ ተኸቢሩ ውዒሉ። እዚ ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ብዝመጹ ብብዝሒ ኣጋይሽ ነጋድያን፥ ምእመናን ነበርቲ ከተማ ሻርሎት፥ ውሉደ ክህነትን መንእሰያት ተመሃሮ ትምህርቲ ሰንበትን ዝተሳተፍዎ፥ ዓቢይ መንፈሳዊ ክብረ በዓል ብኃይሊ ኣምላኽን፥ ብረድኤት ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክትን ኣብ ልቢ ነፍሲ ወከፍ ኣማኒ ተስፋን በረኸትን ብዝመልኦ ድሙቕ ኣገባብ እዩ ተኸቢሩ ውዒሉ።

ንስኻትኩም ግና ዕብየት (ወይ ደግነት) ናይ ኻብ ጸልማት ናብ ዜገርም ብርሃኑ ዝጸዉዓኩም (ኣምላኽ) ምእንቲ ኽትነግሩ ሕሩይ ወለዶ፡ (ንጉሳውያን ካህናት) (Royal Priesthood) ቅዱስ ህዝቢ ጥሪት ኣምላኽ ዝዀነ ህዝቢ ኢኹም።”1ጴጥ 29 .

ርሑስ በዓል መስቀለ

ንቀይሕ ንብጫ ንጸሊመ

ንከደር ጻዕዳወ ንጸሊመ

ንወለት ሔዋን ኣዳመ

ንወዲ ሔዋን ኣዳመ

ኢዩ ዝተሰቕለ ንብዓለመ፥

ብዝተወገዙ ፓትርያርክ ዝሽየሙ ጳጳሳት: ንመርገም እምበር ንበረኸት ኣይኮኑን።

“ኣቦኻ ቀቲሎም ኣቦ ኣይሃቡኻ” ዝብል ብሂል ኣበው፥ ሎሚ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ ተራእዩ ኣሎ። ኣብ ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ ተፈጺሙ ዘሎ ገበን ኣብ ታሪኽ ዓለም መጀመርታ ዝተፈጸመ ግፍዒን ብድዐን እዩ። ከመይሲ ብመሪሕነት ዝለዓለ ሥልጣን ቤተ ክርስቲያን፥ ብዕድመ ወዲ 96 ዓመት፥ ብግፍዒ ተኣሲሮም ብፖሊስ ዝሕለዉ፥ ከሰስቶም፥ ዳነይቶም ፈረድቶም፥ ሓደ ዝኾኑ፥ ኣብ ታሪኽ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ እዮም።

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div