ብሩኽን ቅዱስን በዓል ጥምቀት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና። ኣሜን።
ረቡዕ 31 ጥሪ 2018: ህይወት ቅዱሳን፡ ህይወት ሃና - 3ይ ክፋል
ናይ ዕድመ በዓል ጸጋ ዝኾኑ፡ ወዲ 91 ዓመት ክቡር ኣቦና 3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፡ ብዘይ ገበን
ብጥልመት ጳጳሳትን ትእዛዝ መንግሥትን መንፈሳዊ መንበሮም ካብ ዝሕደጉ ድሮ 12 ዓመታት ኣቑጺሩ ኣሎ። ቅዱስ ኣቦና ካብ 13 ጥሪ 2006 ኣ.ፈ ጀሚሮም ክሳብ ሎሚ ንልዕሊ 12 ዓመታት፡ ካብ ሰብን ቤተ ክርስቲያንን ካብ ቅዱስ ቁርባንን ዕጣንን ተገሊሎም፥ ብዘይ ፍትሕን ብዘይ ሕጋዊ ፍርድን ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር እንዳ ተሓለዉ፡ ብብዝሒ ደም፥ ሕማም ሽኮር፥ ቃንዛ ኵርምትን ምኹራዕ እዝንን እንዳተሳቐዩ ዝነብሩ ሽማግለ (ናይ ዘመንና ሓዋርያ)፡ ብሕይወት ዘለዉ ሰማዕተ-ክርስቶስ ኣቦ እምነት እዮም።
መዓልታዊ ፈነወ ራድዮ ተዋህዶ 2017 - Daily Radio broadcasted in 2017
ወርሒ |
Month |
የካቲት 2017 |
|
ሰንበት 31 ታሕሳስ 2017 ኢየሱስ፡ ሕያዋይ ጓሳ
ሓሙስ 30 ሕዳር 2017 እቲ ስደተኛ መንእሰይ - መበል 18 ክፋል
ኣብዚ ቅንያት እዚ መንፈሳውያን ኣቦታት ገዳም ደብረ-ቢዘን፥ ንኣባ ሉቃስን ንኣባ ባስልዮስን ብዝገብርዎ ዘይሕጋውን ዘይመንፈሳውን ኣሰራርሓ ብትሪ ስለ ዘወገዝዎም ድሮ ክልተ መነኮሳት ብወተሃደራት መንግሥቲ ተታሒዞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተሓይሮም ኣለዉ።
ሰንበት 8 ጥቅምቲ 2017፡ ብምኽንያት ዝኽሪ ኤርትራውያን ግዳያት ላምፐዱሳ፡ ኣብ ኩለን ኣህጉረ ስብከታትና ጸሎት ፍትሓት ክካየድ እዩ። እዚ ጸሎት ፍትሓት'ዚ:
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ