Administrator
Published: 14 August 2009
ገለ ሰባት ብቕንእን ሓሶትን ኣሕዋቶም ዝቐትሉ፡ ምእንቲ ስሞም ከዕብዩ ስም ብጻዮም ዘጸልሙ፡ ምእንቲ ሽመትን ሃብትን ክረኽቡ ፈተውቶም ዘሳቕዩ ኣለዉ። ክንዲ ‘’ተጋጊና፡ ንኃውና በዲልና!’’ ዝብሉ ከም ቃየል እናፈለጡ ‘’ኣይፈልጥን! ኣነዶ ሓላው ኃወይ እየ? ኣነዶ ሓላው ብጻየይ እየ?’’ ዝብል ናይ ክድዓት መልሲ ይህቡ። ግና ሰብ ዝዘርኦ ስለ ዝዓጽድ፡ እቲ ንኃዉ ዝፈርዶ ክፍረዶ እዩ። ሎሚ ዝፈስስ ዘሎ ደም ንጹሃት ኣኅዋትና ሞትን ኵነኔን ከም ዘስዕበሎም ድማ ንኹሉ ሰብ ብሩህ ክኸውን ይግባእ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
Gofundme
Support Diocese
PayPal
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን
ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ
ስብከተ ወንጌል
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ
መጻሕፍቲ - Books
ጾምን በዓላትን
Diocese Churches