S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ምስጋና ንቅድሰት ድንግል ማርያም

ቅድስቲ ምልእተ ጸጋ፡ ኩሉ ግዜ ድንግል ዝኮንኪ፡ ወላዲተ ኣምላኽ፡ ኣደ ክርስቶስ፡ ሰላም ንብለኪ።

ምእንቲ ሓጢኣትና ክሓድገልና፡ ናብ ፍቁር ወድኺ፡ ጸሎትና አዕርግልና። ንሓቀኛ ብርሃን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ዝወለድክልና ቅድስቲ ድንግል፡ ሰላም ንብለኪ። ንሓጢኣት ነፍስና ሓዲጉ ክምሕረና፡ ናብ ጎይታ ለምንልና። ኦ! ቅድስቲ ድንግል ማርያም፡ ወላዲት ኣምላኽ፡ ንዘርኢ ሰብ እምንቲ ኣማላዲት፡ ናብ ወድኺ ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ብሕድገት ሓጢኣትና ከጸግወና ለምንልና። ኦ! ናይ ሓቂ ንግሰቲ ድንግል፡ ሰላም ንብለኪ። ኦ! ንኣማኑኤል ኣምላኽና ዝወለድክልና፡ ኩርዓት ዘርእና፡ ሰላምታ ነቕርበልኪ። ኦ! ድንግል ብጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተአመነት ኣማላዲት፡ ሓጢኣትና  ምእንቲ ክሓድገልና ተዘከርና። 

Source: AGPYA

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div