እንተ’ቲ ታሪኹም ታሪኽ መበቈሉ
ቆሎ ተደሪርኩም ቤ/ክርስትያን ክትተኽሉ
ኣብ ጸሎት ኣርፊድኩም ዊዒልኩም ክትሓድሩካብ ቁሩብ ቁራቦኹም ድኻታት ክተማቕሉ
ከተማታት ጸሊእኩም ከጽኩም ክትክውሉ
ሃይማኖት ኣጽኒሕኩሙልና ክብሩ ተኸሊሉ
ደፋር ኣይትበሉኒ ክገልጽ ሓሳበይ
ይሕመቕ ይጸብቕ ክፍትን ብዓቕመይ
መን'ከ ኣራኸቦም? ክብል ደሪኹኒ ኣእምሮይ
« መንደኣ ኣራኸቦም » ?
« መንደኣ ኣራኸቦም « ?
« መንደኣ ኣራኸቦም » ?
« መንደኣ ኣራኸቦም « ?
« መንደኣ ኣራኸቦም » ?
« መንደኣ ኣራኸቦም » ?
« መንደኣ ኣራኸቦም » ?
« እሞኸድኣ ሕጂ » ?
ቀሺ ሃብቶም ሓዲሽ ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስትያን ጀነቫ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ