ዳግማይ ትንሣኤ ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን ኣብ ሰሜን ኣሜርካ።
እንኮ ልሳን ቤተክርስትያን ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን መበል ሓምሳ (50) ዓመታ፡ ማለት ወርቃዊ-ኢዮቤልዩ ካብ 1951 ክሳብ 2001 ዓ.ም (1944 - 1994 ዓ.ም ግእዝ) ከተብዕል ኣብ ምቅርራብ እንከላ ብመስከረም 2001 ዓ.ም.ፈ (1994 ዓ.ም ግእዝ) ተዓጽያ።
ንኹሎም ውሉደ ክህነትን ምእመናንን እንቋዕ እግዚኣብሔር ናብዚ ዓቢይ ብርሃን ኣብቅዓና ብምባል ከኣ ብጸሎትን ሃናጺ ጽሑፋት ብምልኣኽን ብገንዘብን ኪድግፉ ትጽውዕ። ናይ ቀደም ኣባላት ፍኖተ-ብርሃንን፡ ሓደስቲ ተኸታተልቲን ኣድራሻኹም ኪትሰዱልና እንዳተላቦና፡ ብወገን ኣዳለውታ ናብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ክንዝርግሓ ምድላው ንገብር ከምዘሎና ነበስር።
ኣድራሻና፡
መንበረ-ጵጵስና ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሰሜን ኣሜርካ
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ