S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዝርዝር መደብ ጉባኤ 2010

መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ: መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብዚ ዝስዕብቦታን ዕለትን ክካየድ እዩ። ከምቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ፣ ንዓበይትን መንእሰያትን ዝኸውን ዝተፈላለዩ ስብከት: ትምህርተ-ወንጌል: ትምህርትን ሰሚናራትን ክወሃብ እዩ።

ዕለት:- ሓምለ (July) 22- 25, 2010።

ቦታ:- ቤተክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ኒው ዮርክ
     37 Schuyler Ave. Stamford, CT 06902

መሪሕ ጥቅሲ:- “ኣምላኽ ሰማይ ኬቕንዓልና እዩ እሞ፡ ንሕና ባሮቱ ተንሲእና ኽንዐዪ ኢና።’’(ነህምያ 2፡ 20)

ፍሉይ ጸሎት

ንቀዳም 24 ሓምለ 2010 ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ሊቀ-ጳጳስ ሰሜን ኣሜርካ ዝምራሕ፣ ስለ ኣቡነ እንጦንዮስ ፓትርያርክ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ከምኡ'ውን፣ ስለታ ብብዙሕ መከራ ትሓልፍ ዘላ ቤተ ክርስትያንን ስለ ደቃን ፍሉይ ጸሎት ክግበር መደባት ተሰሪዑ ኣሎ።

ኣብዚ ፍሉይ ናይ ጸሎት ዝሳተፉ ዘለዉ ናይ ክብሪ ኣጋይሽ፣ ብጹእ ኣቡነ ሰራፊም ሊቀ ጳጳስ ቤተ ክርስትያን ዓዲ-እንግሊዝ፣ ብጹእ ኣቡነ ደይቪድ ሊቀ-ጳጳስ ግብጻዊት ቤተ ክርስትያን ምብራቕ ሰሜን ኣሜርካን ካልኦት ጳጳሳትን  ካህናትን ይርከብዎ።

ምእመናን፣ ጸሎቶም ናብቲ ቅኑዕ ፈራዲ ኣምላኽ ከዕርጉ፣ ኣብዚ ፍሉይ ናይ ጸሎት እዋን'ዚ ክሳተፉ ብኣኽብሮት ነዘኻኽር።

ጸጋ  ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኩን!

 

ዝርዝር መደብ

ሓሙስ 22 ሓምለ 2010

  • 6፡00-8፡00 ጸሎተ ነግህ
  • 8፡00-9፡00 ቁርሲ
  • 9፡30-10፡30 ትምህርቲ  (1ይ ክፍሊ)
  • 10፡30-10፡45 መዝሙር ብካህናት
  • 10፡45-11፡30 ስብከት (መሪሕ ጥቅሲ፡ 1ይ ክፍሊ)
  • 12፡00-2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን
  • 2፡30-4፡00  ምምሕዳር ቦርድ፡ ዓመታዊ ጸብጻብ።
  • 5፡00-7፡00 ድራርን ዕረፍትን
  • 7፡00 – 7፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
  • 7፡30—8፡15 ስብከት (መሪሕ ጥቅሲ፡ 2ይ ክፍሊ)
  • 8፡15-8፡30 ምህልላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

ዓርቢ 23 ሓምለ 2010

  • 6፡00-8፡00  ጸሎተ ነግህ
  • 8፡00-9፡00
  • 9፡30-10፡30 ትምህርቲ  (2ይ ክፍሊ)
  • 10፡30-10፡45 መዝሙር ብካህናት
  • 10፡45-11፡30 ስብከት (መሪሕ ጥቅሲ፡ 3ይ ክፍሊ)
  • 12፡00-2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን
  • 2፡30-4፡00 ኣስተምህሮ
  • 5፡00-7፡00 ድራርን ዕረፍትን
  • 7፡00 – 7፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
  • 7፡30—8፡15 ስብከት (መሪሕ ጥቅሲ፡ 4ይ ክፍሊ)
  • 8፡15-8፡30 ምህለላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

ቀዳም 24 ሓምለ 2010

  • 6፡00-8፡00 ጸሎተ ነግህ
  • 8፡00-12፡00 ፍሉይ ጸሎትን ቅዳሴን
  • 12፡00-2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን
  • 2፡30-4፡00 ትምህርቲ  (3ይ ክፍሊ)
  • 4፡00 - 4፡30 መልእኽቲ ን/ሃገረ ስብከት
  • 4፡30 – 5፡00 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
  • 5፡00 -5፡45 ትምህርቲ  (4ይ ክፍሊ)
  • 6፡00-7፡30 ዋዜማ
  • 7፡30—8፡30 ድራር

ሰንበት 25 ሓምለ 2010

ቅዳሴ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div