S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

3ይ ክሲ:- "ንምምሕያሽ ሕጊ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ተቓዊምኩም። ተራእዩ ዘይፈልጥ ውሳኔ ብ03-02-2005 ዓ.ፈ የሕሊፍኩም" ይብል።

መብርሂ:-

1.ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ናታ መንፈሳዊ ሕጊ ኣለዋ። እቲ ሕጊ ዝመሓየሽ ድማ ብውሳኔ ቅዱስ ሲኖዶስን ብምልኣተ ጉባኤን ጥራይ እዩ። ንመንፈሳዊ ሕጊ ምምሕያሽ ማለት ግና ብዓለማዊ ሕጊ ምቕያር ማለት ኣይኮነን። ንሓደ ጭዋ ሰብ ንቤተክርስትያን ከመሓድር ዝፈቕድ ዓንቀጻት ምእንቲ ኪትውስኽ ኢልካ ዝቕየር ሕጊ፡ እሞ ኸኣ ብዘይ ኣፍልጦን ድልየትን ቤተክርስትያን ከም ክሲ ኮይኑ ኪቐርብ ከሎ መስደመም እዩ። ፓትርያርክ ንምውራድ ክሳብ ክንድዚ ቀሊል፡ ንሓደ ጭዋ ሰብ ከኣ ዋና ኣማሓዳሪ ጌርካ ምሻም ናይ ውድቀት ወድቀት እዩ። እዚ ነገርዚ ኣብ ዘመንና ኪፍጸም፡ ከም መራሕቲ ሃይማኖት ይትረፍሲ ከም ኤርትራውያንውን ዘሐፍር እዩ።

2. ቅዱስ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ንምምሕያሽ ሕጊ ኣይኮነን ዝተቓወሙ። ነቲ ‘’ዮፍታሄ ዋና ኣማሓዳሪ ተዋህዶ ፈጻምን ኣፈጻምን ኩሉ ጉዳያት’’ ዝብል ውጉዝ ሕጊ ኣብ ግብሪ ከይውዕል ብዕለት 03-02-2005 ዓ.ፈ ብውሳኔ ኣውጊዘሞ ኢዮም። ትእዛዞምውን ናብ ኩሉ ተመሓላሊፉ እዩ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div