ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ኣሜን
መሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ እዮም እሞ ብፁዓን እዮም (ማቴ5:7)
መግለጺ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ ብምኽንያት መበል 20 ዓመታዊ ጉባኤ
ንልዕሊ ርብዒ ዘመን ኣብ ክልተ ደምበ ተኸፊላ ዝጸንሐት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ትማሊ 26 ሓምለ 2018 (ሐምለ ፩፱, ፳፲ ግእዝ) ምሉእ ውህደት ምግባራ ብሓቂ ዘሕጉስ ዜና እዩ። ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ 4ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ካብ ኣሜርካ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም ምስ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሓደ ኮይኖም ንኢትዮጵያዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ክመርሕዋ፥ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ-ዕርቂ ብኣዋጅ ተሓቢሩ ኣሎ።
ሰሉስ 31 ሓምለ 2018: ሓድነት ቤተ ክርስቲያን (ሓድነት መርኣያ ህላውነት) 1ይ ክፋል
ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተጀሚሩ ዘሎ ዝርርብ ዕርቅን ሰላምን፥ መንበረ ጵጵስና ኣኅጉረ ስብከታት ብሓጎስን ብደስታን ይቕበሎ።
ቀዳም 30 ሰነ 2018: ዕረፍቲ እግዚኣብሔር መበል 18 ክፋል
ሓሙስ 31 ግንቦት 2018: እቲ ስደተኛ መንእሰይ - መበል 43 ክፋል
ሰኑይ 30 ሚያዝያ 2018: ቃልኪዳን ኣብ ግብራዊ ናብራ - መበል 34 ክፋል
ቀዳም 31 መጋቢት 2018: ዕረፍቲ እግዚኣብሔር 7ይ ክፋል
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ