S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ጉባኤ 2012 - ዝርዝር መደብ

ዝርዝር መደብ

ሓሙስ 2 ነሓሰ 2012

  • 6፡00 – 8፡00 ጸሎተ ነግህ
  • 8፡00 – 9፡00 ቁርሲ
  • 9፡30 – 10፡30  ቃል ሰላምታ
  • 10፡30 –10፡45 መዝሙር ብካህናት
  • 10፡45 –11፡30 ትምህርቲ  (1ይ ክፍሊ)
  • 12፡00 – 2፡00  ምሳሕ/ዕረፍቲ
  • 2፡30 – 3፡45  ትምህርቲ  (2ይ ክፍሊ)
  • 3፡45 – 4፡45 ሕቶን መልስን
  • 5፡00 – 7፡00  ድራር/ዕረፍቲ
  • 7፡00 – 7፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
  • 7፡30 – 8፡15 ስብከት (1ይ ክፍሊ  መሪሕ ጥቅሲ)
  • 8፡15 – 8፡30 ጸሎት/ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

ዓርቢ 3 ነሓሰ 2012

  • 6፡00 –  8፡00  ጸሎተ ነግህ
  • 8፡00 –  9፡00
  • 9፡30 –  10፡30 ትምህርቲ  (3ይ ክፍሊ)
  • 10፡30 – 10፡45 መዝሙር ብካህናት
  • 10፡45 – 11፡30 ሰሚናር  (1ይ ክፍሊ )
  • 12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ
  • 2፡30 –  3፡45  ትምህርቲ  (4ይ ክፍሊ)
  • 3፡45 –  4፡45  ሰሚናር  (2ይ ክፍሊ )
  • 5፡00 – 6፡00  ዕረፍቲ
  • 6፡00 – 6፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
  • 6፡30 –  7፡15 ስብከት  (2ይ ክፍሊ  መሪሕ ጥቅሲ)
  • 7፡15 –  7፡30 ጸሎት/ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን
  • 7፡30 – 8፡00  ድራር

ቀዳም 4 ነሓሰ 2012

  • 6፡00 –  8፡00  ጸሎተ ነግህ
  • 8፡00 –  9፡00
  • 9፡30 –  10፡30 ትምህርቲ  (5ይ ክፍሊ)
  • 10፡30 – 10፡45 መዝሙር ብካህናት
  • 10፡45 – 11፡30  ትምህርቲ  (...)
  • 12፡00 – 2፡00  ምሳሕ/ዕረፍቲ
  • 2፡30 –  3፡45  ትምህርቲ  (6ይ ክፍሊ)
  • 3፡45 –  4፡45  ዓመታዊ ጸብጻብ ምምሕዳር ቦርድ
  • 5፡00 – 6፡00 ድራር/ዕረፍቲ
  • 6፡00 – 6፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
  • 6፡30 –  7፡15 ስብከት  (3ይ ክፍሊ  መሪሕ ጥቅሲ)
  • 7፡15 –  7፡30 ጸሎት/ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን
  • 7፡30 – 8፡00  ድራር

ሰንበት 5 ነሓሰ 2012

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div