ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ዋሺንግቶን-ዲሲ ተቓኒዑ Read more...
ካብ ትሕዝቶታት ጉባኤ 2014
1. "ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኽኹም፣ ከምኡ ጌርኩም ከኣ ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፣ ሓድሽ ትእዛዝ እህበኩም ኣሎኹ..."። (ዮሃ 13፣ 34-35)
2. ኣብኡ ብዘሎ እቲ ህንጻ ብጐይታ ቅድስቲ ቤተ መቕደስ ምእንቲ ኪኸውን፡ እናተኣሳሰረ ይዓቢ እዩ። ኤፌ 2፡21።
3. "እታ መደምደምታ ትእዛዝ ግና ፍቕሪ ኻብ ንጹሕ ልቢ፣ ካብ ሰናይ ሕሊና፣ ካብ ልግሚ ዘይብላ እምነት እያ።( 1ጢሞ 1፣5)
4. ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ፡ በሎም። ዮሃ 8:31-32
5. "ፍቕሪ ብዘይ ግብዝና ትኹን...። ንሓድሕድኩም ብምክብባር እናተቓዳደምኩም ብፍቕሪ ኣሕዋት፣ንሓድሕድኩም ብለውሃት ተፋቐሩ"(ሮሜ 12፣9- 10)።
6. ሓያሎ መዓልቲ ሐዚነ እናበኼኹ ተቐመጥኩ። ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሰማይ ድማ እጸውምን እጽልን ነበርኩ (ነህ 1 : 2-4)
7. እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከኣ፡ ሰብኣይ በይኑ ኪኸውን ጽቡቕ ኣይኰነን፡ ንእኡ እትበቅዕ ደጋፊት ክገብረሉ እየ፡ በለ። ዘፍ 2።18።
ምእመናን ምስ ስድራ ቤትኩም ኣብ መበል 16 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ
ክትሳተፉ ብኽብሪ ብስም ቤተ ክርስቲያን ንዕድም። [ቅነ ጉባኤ 2014]
መሪሕ ጥቕሲ
ብፍቕሪ ንሓቂ እናሰዓብና፡ ናብቲ ርእሲ ዝዀነ ክርስቶስ ንዕበ (ኤፌሶን 4: 15)።
ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue
ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ዋሽንግቶን ዲሲ (Medhane-Alem Eritrean Orthodox Church, DC)
150 S St NW Washington, DC 20001 USA (MAP)
ዕለት:- 24 - 27 ሓምለ 2014
ሆቴል- Hotel information
1. Double Tree Hotel, Crystal City, Virginia, for double bed room
2. Comfort Inn in Silver Spring, Maryland: For Single Bed
If attendees encounter problems with reservations, please contact Dr. Sereke at (703) 338-4362.
ስብከት
ኣስተምህሮ
Coming
ትሕዝቶ (ዝርዝር) መደብ - Program Detail
ሓሙስ 24 ሓምለ 2014
7፡00 – 9፡00 ጸሎተ ነግህ
9፡00 – 10፡00 ቁርሲ
10፡00 – 10፡05 ቃል ሰላምታ
10፡05 –10፡20 መዝሙር ብህዝቢ
10፡25 –10፡55 ስብከት
11፡00 – 11፡15 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
11፡20 – 11፡45 ስብከት
11፡50 – 12፡00 ሓበሬታ
12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ
2፡05 – 2፡20 መዝሙር ብካህናት/ብመንእሰያት/ብህጻናት
2፡20 – 3፡00 ትምህርቲ ንካህናት
3፡05 – 3፡45 ትምህርቲ
3፡50 – 4፡10 መዝሙር ብህዝቢ/ብካህናት
4፡10 – 4፡35 ስብከት
4፡40 – 4፡55 መዝሙር ብህዝቢ
5፡00 – 5፡25 ኣስተምህሮ
5፡30 – 6፡00 ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን
6፡05 – 6፡15 ሓበሬታ
5፡30 – 6፡30 ጸሎት መዛዘሚ
6፡30 – 8፡00 ድራር
ዓርቢ 25 ሓምለ 2014
7፡00 – 9፡00 ጸሎተ ነግህ
9፡00 – 10፡00
10፡00 – 10፡05 ቃል ሰላምታ
10፡05 –10፡20 መዝሙር ብህዝቢ
10፡25 –10፡55 ስብከት
11፡00 – 11፡15 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
11፡20 – 11፡45 ስብከት
11፡50 – 12፡00 ሓበሬታ
12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ
2፡05 – 2፡20 መዝሙር ብካህናት/ብመንእሰያት/ብህጻናት
2፡20 – 3፡00 ትምህርቲ ንካህናት
3፡05 – 3፡45 ትምህርቲ
3፡50 – 4፡10 መዝሙር ብህዝቢ/ብካህናት
4፡10 – 4፡35 ስብከት
4፡40 – 4፡55 መዝሙር ብህዝቢ
5፡00 – 5፡25 ኣስተምህሮ
5፡30 – 6፡00 ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን
6፡05 – 6፡15 ሓበሬታ
5፡30 – 6፡30 ጸሎት መዛዘሚ
6፡30 – 8፡00 ድራር
ቀዳም 26 ሓምለ 2014
7፡00 – 9፡00 ጸሎተ ነግህ
9፡00 – 10፡00 ቁርሲ
10፡00 – 10፡05 ቃል ሰላምታ
10፡05 –10፡20 መዝሙር ብህዝቢ
10፡25 –10፡55 ስብከት
11፡00 – 11፡15 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
11፡20 – 11፡45 ስብከት
11፡50 – 12፡00 ሓበሬታ
12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ
2፡05 – 2፡20 መዝሙር ብካህናት/ብመንእሰያት/ብህጻናት
2፡20 – 3፡00 ትምህርቲ ንካህናት
3፡05 – 3፡45 ትምህርቲ
3፡50 – 4፡10 መዝሙር ብህዝቢ/ብካህናት
4፡10 – 4፡35 ስብከት
4፡40 – 4፡55 መዝሙር ብህዝቢ
5፡00 – 5፡25 መልእኽቲ ካብ ኣካያዲት ቦርድ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ ሰሜን ኣሜሪካ ይመሓላለፍ።
5፡30 – 6፡00 ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን
6፡05 – 6፡15 ሓበሬታ
5፡30 – 6፡30 ጸሎት መዛዘሚ
6፡30 – 8፡00 ድራር
6፡30 – 12፡00 ቅዳሴ
ንቅዱስ እንጦንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ቤተክርስትያንና ብጥዕናን ሰላምን ይሓልወልና!
ንብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ዕዮኦም ኣሳልጦ፣
ንቤተክርስትያንናን ሃገርናን ድማ ሰላሙ ይሃብ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ