S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሰሉስ 31 ጥቅምቲ 2017 ዘይነዓቕ ንእስነት፡ ካብ ፍቕሪ ገንዘብ ህደም - መበል 22 ክፋል 

እግዚኣብሔር ቅዱስን ብሩኽን በዓለ መስቀል ይግበረልና። ኣሜን

መሰቀል ጽንእነ

መሰቀል ቤዛነ

መስቀል መድሃኒተ ነፍስነ

ንሕነስ ኣመነ በኅይለ መስቀሉ ድኀነ። 

ወወሃብኮሙ ትእምርተ ለእለ ይፈርኁከ ከመ ያምሥጡ እምገጸ ቅስት ወይድኃኑ ፍቁራኒከስለ ሓቂ ምእንቲ ኪለዓል ነቶም ዝፈርሁኻ ሰንደቕ ዓላማ ሃብካዮም” Read More...

ቀዳም 30 መስከረም 2017 - መስቀል ጎይታ ምጻር 

“ብዘይ ገለ ውልውል ድማ እቲ ዚንእስ በቲ ዚዓብዮ ይምረቕ እዩ።” ዕብ 7:7

ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩልኻትኩም ይኹን።

ብምኽንያት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዘመነ ጾመ ፍልሰታ፥ ካብ ሰኑይ፥ ነሓሰ ክሳብ ፲፭ ነሓሰ ፳፻፱ (7 August - 21, 2017) እዉጅ ጾም እዩ።

መዓልታዊ ፈነወ ራድዮ ተዋህዶ

ሓሙስ 31 ነሓሰ 2017

መግለጺ ብዛዕባ ቅዱስ እንጦንዮስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት 3ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ ኤርትራ።

ቀሺ ፕሮፈሶር ኣትናቴዎስ ገብረኣብ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ቀኖናዊ መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት ብዛዕባ ጉዳይ ዕርቂ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ኣመልኪቶም ሓሙስ 27 ሓምለ 2017  ምስ ሬድዮ ኣሰና ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ

ሊቀ ካህናት ቀሺ ገብረሚካኤል ዮሃንስ ብዛዕባ ጉዳይ ዕርቂ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ኣመልኪቶም ሰሉስ 28 ሓምለ 2017 ምስ ሬድዮ ድምጺ ኣመሪካ VOA Tigrigna ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ

 

ቀሺ ፕሮፈሶር ኣትናቴዎስ ገብረኣብ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ቀኖናዊ መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት ብዛዕባ ጉዳይ ዕርቂ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ኣመልኪቶም ሓሙስ 20 ሓምለ 2017  ምስ ሬድዮ SBS Tigrinya  ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ

 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div