S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፥ ነቲ ዕለት 11 ሓምለ 2017 ብቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ጉዳይ ዕርቂ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ዘውጽኦ መግለጺ መሠረት ብምግባር፥ ዕለት 13 ሓምለ 2017 “እግዚኣብሔር ምሉእን ሓቀኛን ዕርቂ ይግብሮ” ኣብ ትሕቲ ዚብል ኣርእስቲ፥ ሠናይ ትምኒትና ገሊጽና፥ ቅዱስ ፓትርያርክ ብቓሎም ንምእመናን ቃለ ቡራኬ ክህቡ፥ ንዝተነብረ ውግዘት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብጸሎተ ሥርየት ከልዕልዎን ጸዊዕና።Read more ...

ንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፥ ነቲ ዕለት 11 ሓምለ 2017 ብቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ጉዳይ ዕርቂ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ዘውጽኦ መግለጺ መሠረት ብምግባር፥ ዕለት 13 ሓምለ 2017 “እግዚኣብሔር ምሉእን ሓቀኛን ዕርቂ ይግብሮ” ኣብ ትሕቲ ዚብል ኣርእስቲ፥ ሠናይ ትምኒትና ገሊጽና፥ ቅዱስ ፓትርያርክ ብቓሎም ንምእመናን ቃለ ቡራኬ ክህቡ፥ ንዝተነብረ ውግዘት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብጸሎተ ሥርየት ከልዕልዎን ጸዊዕና።

መግለጺ መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን።

13 ሓምለ 2017 ዓ.ም.

ብዕለት 11 ሓምለ 2017 ዝወጸ መግለጺ መንበረ ፓትርያርክ ኤርትራ፥ ንዕርቂ፥ ንሰላምን ድኅነትን ቤተ ክርስቲያን ኣንፈት ዝህብ ጽቡቕ ጅማሮ ምዃኑ ብምእማን፥ መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፥ እቲ ጅማሮ፥ ኣዝዩ ከም ዘሕጎሶን ንሓቀኛ ዕርቅን ሓድነትን ቤተ ክርስቲያን ከም ዝድግፍን ብመትከል ሓጎሱ ይገልጽ።

መዓልታዊ ፈነወ ራድዮ ተዋህዶ

ሰኑይ 31 ሓምለ 2017

ቅድሚ ሕጂ መንግሥቲ ኤርትራን ውሑዳት ጳጳሳትን ሕጊ ቤተ ክርስቲያን ግሂሶም ንኣቡን ዲዮስቆሮስ 4 ፓትርያርክ ኢሎም ምሻሞም ይፍለጥ። እንሆ ሕጂ’ውን ዳግም ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ንምሻም ይሸባሸቡ ኣለዉ።

መዓልታዊ ፈነወ ራድዮ ተዋህዶ

ዓርቢ 30 ሰነ 2017

 በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።

ክቡራን ምእመናንን ምእመናትን፥ ከምኡውን መላእ ሕዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፥ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍላተ ዓለም ዘሎኹም  ፈተውትን።

ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን።

መበል 19 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ከተማ ሻርሎት ኖርዝ ካሮላይና ክካየድ እዩ። ጉባኤ ዝካየደሉ ካብ 20 ክሳብ 23 ሓምለ 2017 (July 20 to July 23, 2017) እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ዓመታዊ ጉባኤ ከተሕልፍዎ ብኣኽብሮት ንዕድም። Read more ...

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div