S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ካብ ትሕዝቶታት ጉባኤ 2016

1.ብሕታዊ ወይ ውልቃዊ ንስሓ

2.ቄናን ይቕናዕ

3.ጸሎት

ጾም ቀድሱ፣ ኣኼባ ጸውዑ፣ ንዓበይትን ኣብታ ሃገር ዚነብሩ ዅላቶምን ናብ ቤት እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ኣክቡ፣ ናብ እግዚኣብሄር ከኣ ተማህለሉ.”ዮኤል 1:14

ብምኽንያት ጾመ ነነዌ ን3 መዓልቲ ዝግበር ጾምን ምህልላን: ብቐጥታ (Live Streaming) ካብ ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ዓለም ኣትላንታ ክመሓላለፍ እዩ
ዕለት:- ሰኑይ 22 የካቲት ክሳብ 24 የካቲት 2016 (ሰኑይ፣ ሰሉስ ረቡዕ)
ሰዓት: ካብ 6:00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆጻጽራ ምብራቓዊ ኣሜርካ (Eastern Time)
እዚ መደብ'ዚ: ነቶም ብስራሕ ምኽንያት ኣብቲ ናይ ረፍዲ (ንጉሆ) ዝግበር ጸሎት ንዘይተሳተፉ ዕድል ንምሃብ ዝተሰርዐ መደብ እዩ።ንምክትታል ኣብዚ ጠውቕ።

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ መንበረ-ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ን3 መዓልቲ ጾምን ምህልላን ክግበር ኣዋጅ ንህዝቢ (ህዝቢ ኤርትራ) ብመንፈሳዊ ኣኽብሮት ይሕብር። እዚ ብምኽንያት ጾመ ነነዌ ን3 መዓልቲ ዝግበር ጾምን ምህልላን: ካብ ሰኑይ 22 የካቲት ጀሚሩ ክሳብ 24 የካቲት 2016 (ሰኑይ፣ ሰሉስን ረቡዕን) ክኸውን እዩ።

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላም ምስ ኵላትና ይኹን። መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ ብዘውጽኦ መደብ መሠረት፡ መበል 18 ዓመታዊ መንፈሳዊ ጉባኤና ካብ ሓሙስ 28 ክሳብ 31 ሓምለ 2016 (July 28 to July 31, 2016) (ካብ ፳፩ ክሳብ ፳፬ ሓምለ ፳፻፰ . ግእዝ) ኣብ ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ-ዓለም ከተማ ሮቸስተር ኒው ዮርክ ክካየድ እዩ።

እታ ሃገር ንሕዝባ ባዕዲ ኮነት ነበርታ ከኣ ሓዲጎማ ከዱ።" 1 መቃብያን 1: 38

እምበኣርሲ እታ ወዲ ሰብ ዚመጸላ መዓልትን ሰዓትን ኣይትፈልጡን ኢኹም እሞ ንቕሑ (ማቴ 25፣13) ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጥቕሲ ንመበል 17 ዓመት ካብ ሓምለ 30 - ነሓሰ 02/ 2015 (ሓምለ ፳፻፯ ግእዝ)፣ ኣብ ቅድስት ማርያም ኦክላንድ (ሳን ሊያንድሮ) ካሊፎርንያ ክካየድ ዝቀነየ ጉባኤ ኤርትራዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ፥ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ብሰላም ተዛዚሙ፡፡ Read more...

ካብ ትሕዝቶታት ዓመታዊ ጉባኤ 2015 1. ተጠንቀቑ! ንቕሑ። ሓቛቑኹም ዕጡቕ ሓቛቑኹም ዕጡቕ መባርህትኹም መባርህትኹም መባርህትኹም ብሩህ ይኹን። 

2. ንቕሑ፡ ኣብ እምነት ጽንዑ፡ ሰብኡት ኩኑ፡ በርትዑ። ኲሉ ግብርኹም ብፍቕሪ ይገበር

3. እምብኣርሲ እታ ወዲ ሰብ ዚመጸላ መዓልትን ሰዓትን ኣይትፈልጡን ኢኹም እሞ፡ ንቕሑ

4. ኣብ ዝተፈላለየ ዘመን ንቤተክርስቲያን ዘጋጠማ ፈተናን ጽንዓት ኣመንቲ ወለድናን

5. ምዕቃብ ግእዛዊ ዜማ

6. ቃል ኪዳን

7. መዘከርታ ጸሎት መዘከርታ ጸሎት፥ ስለ እሱራት

8. Conference Photos

ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፣ ካብ ሓሙስ 30 ሓምለ ክሳብ ሰንበት 2 ነሓሰ 2015 (July 30 – August 2, 2015) ኣብ ቤተክርስትያን ቅድስት ማርያም በይ ኤርያ ኪካየድ እዩ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div