S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሓሙስ 28 የካቲት 2019: ንምሕረት ዝፈጥን ፈራዲ- 3ይ ክፋል

ረቡዕ 27 የካቲት 2019: ህይወት ቅዱሳን፡ ያእቆብ- መበል 11 ክፋል 

ሓሙስ 30 ጥሪ 2019: እቲ ስደተኛ መንእሰይ - መበል 77 ክፋል

ሰኑይ 31 ታሕሳስ 2018: ውሉድ: ህያብ ኣምላኽ 1ይ ክፋል 

ሰንበት 30 ታሕሳስ 2018: ሕያዋይ ጓሳ 

ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ እናበልና ንልምነኩም ኣሎና: 2 ቆሮ 520

መግለጺ መንበረ ጵጵስና ኣኅጉረ ስብከታት

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።

 ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ውሉደ ክህነትን ምእመናንን ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ።

ኣብዚ እዋን' ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፥ ብሓይሊ-ጎነጽ መንግሥትን ምትሕብባር ውሑዳት ጳጳሳትን ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ፥ ንልዕሊ 13 ዓመታት ካብ መንበሮም ተኣልዮም ይርከቡ። እዚ ዘስዓቦ  ኣብ ቤተ ክርስቲያን ወሪዱ ዘሎ ዕንወት፥ ካብ ጳጳሳት ክሳብ ተራ ኣመንቲ ተኸሲቱ ዘሎ ምብታንን ፍንውነት ምሕደራን ብዓቅሚ ጽሑፍ' ዝግለጽ ኣይኮነን።

ዓርቢ 30 ሕዳር 2018: እቲ ደው ኢሉ ዘሎ ዚመስሎ፡ ከይወድቕ ይጠንቀቕ መበል 12 ክፋል 

ረቡዕ 31 ጥቅምቲ 2018: ህይወት ቅዱሳን፡ ይስሓቅ- 8ይ ክፋል

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div