ናብ ክቡራን ህዝበ ክርስቲያን ኣብ ርሑቅን ቀረባን እትርከቡ፥ ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ኣብ ዘዘሎኹሞ ንዓኹም ይኹን።
“ኣታ ፍቁረይ፡ እቲ ነቶም ኣሕዋትን ኣጋይሽን እትገብሮ ዘለኻ (ዅሉ)፡ ተኣሚንካ ትገብሮ ኣለኻ። እዚኣቶም ብዛዕባ ፍቕርኻ ኣብ ቅድሚ ማሕበር መስኪሮም ኣለዉ። ንኣምላኽ ከም ዚበቅዕ ጌርካ ንመገዶም እንተ ኣፋኖኻዮም ድማ፡ ሰናይ ትገብር ኣለኻ።” 3ዮሃ 5፡6።
ሰሉስ 31 ጥቅምቲ 2017 ዘይነዓቕ ንእስነት፡ ካብ ፍቕሪ ገንዘብ ህደም - መበል 22 ክፋል
ክሳብ ሕጂ ተመዝጊብኩም ዘሎኹም ተመሃሮ ናብ ነፍሲ ወከፍኩም ብemail መእተዊ ፍቓድ (user name and password) ተላኢኹልኩም ኣሎ።
His Holiness Abune Antonios,3rd Patriarch of the Eritrean Orthodox Church was ordained on Sunday April 25, 2004. The ceremony took place in Asmara, Eritrea, at St. Mary Church.
“ንሕና’ ነሕዋት)ና) ነፍቅሮም ስለ ዝዀንና፡ ካብ ሞትሲ ናብ ህይወት ከም እተሳገርና ንፈልጥ (ኢና)። እቲ ዘየፍቅር ግና ኣብ ሞት ይነብር።” 1ዮሃ 3፡14
እግዚኣብሔር ቅዱስን ብሩኽን በዓለ መስቀል ይግበረልና። ኣሜን ።
መሰቀል ጽንእነ
መሰቀል ቤዛነ
መስቀል መድሃኒተ ነፍስነ
ንሕነስ ኣመነ በኅይለ መስቀሉ ድኀነ።
“ቄሬኔዎስ ኣብ ሶርያ ተሸይሙ ከሎ ዝኾነት ቀዳመይቲ ጽሕፈት እያ። ሽዑ ነፍሲ ወከፍ ክጸሓፍ፣ ኩሉ ነናብ ዓዱ ከደ” (ሉቃ 2፡2)።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ