ብዲያ ዶ/ር ገ/እግዚኣብሔር ደብረጽዮን
መእተዊ፥ ሓደ ካብቲ እምነ ዅርናዕ እምነት ክርስትና ዝዀነ ትምህርቲ፡ ትምህርቲ እቲ ዘይተርፍ ምጽኣት ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ። ዳግም ምጽኣት ተባሂሉ ድማ ይጽዋዕ። ዳግም ዘብሎ፡ ብቁጽሪ ኣመጻጽእኡ መበል ካልኣይ ስለ ዝዀነ እዩ።
{google width="480" height="280"}4430770896403234022{/google} ስነ-ጽሑፍ ንምንባብ አብዚ ጠውቅ
“ምስናይ’ዚ ኸኣ፡ ጽቡቕ እናገበረ፡ ካብ ሰማይ ዝናምን ዘመን ፍርያትን እናሃበ፡ ንልብኹም’ውን ብመብልዕን ሓጐስን እናጽገበ፡ ርእሱ ብዘይ ምስክር ኣይሓደገን።” ግብ 14፡17
ረቡዕ 28 የካቲት 2018: ነቲ እከይሲ ብሰናይ ሰዓሮ
ህዝቢ ተዋህዶ ካብ ጻት ንጻት ካብ ቃል ኣቡኡ ኣቡነ እንጦንዮስ ቡራኬ ክሰምዕን ኣብ መንበሮም ክርእዮምን፥ ከምዚ እዋን እዚ ገይሩ ተገዲሱን ተሃንጥዩን ብሃንቀውታ ዝተጸበየሉ ዘመን ፈጺሙ ኣይተራእየን።
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።
ክቡራን ምእመናንን ምእመናትን፥ ከምኡ’ውን መላእ ሕዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፥ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍላተ ዓለም ዘሎኹም ፈተውትን።
(ብካህን ተክለ-ማርያም ምህርካ-ጽዮን ዝተተርጎመ)
ምዕራፍ - 2
ለከ እግዚኣብሔር ክሳብ ክንድ’ቲ፥ ኣሸጋሪትን ትዕቢተኛን ክኸውን ዝገደፈንስ፥ ብኣይ ገይሩ ክገልጾ ዝደሊ ናቱ ዕላማ ነይሩዎ’ዩ። ንሱ እቲ ሕያዋይ ኣምላኽ፥ ኩሉ ነገር ንዕኡ ኢለ ንኽገድፎ፥ ክምህረኒ ዕላማ ነይሩዎ’ዩ። ከመይሲ ኣነ ኣይሽነፍን በሃሊት፥ ምቕማጠይ ላዕልን ቅድሚትን እምበር፥ ማዕረይን ክንዳይን ኢለ ዝሓስቦ ሰብ ዘይብለይ። ኣንቀጥቂጣ ትገዝእ ናይ ቤት-ቤት ትምህርቲ ንግሥቲ ብምዃን፥ መወዳድርቲ ዘይብለይ ገይረ’የ ንነፍሰይ ዝሓስባ ዝነበርኩ። እቲ ኩሉ ግን እግዚኣብሔር ንኻልእ ተልእኮ የዳልወኒ’ዩ ነይሩ።
ነአኩተከ እግዚኦ ወንሴብሓከ ንባርከከ እግዚኦ ወንትአመነከ ንስእለከ እግዚኦ ወናስተበቁዓከ ንገኒ ለከ እግዚኦ ወንትቀነይ ለስምከ ቅዱስ። ንሰግድ ለከ ኦ ዘለከ ይሰግድ ኩሉ ብርክ ወለከ ይትቀነይ ኩሉ ልሳን። አንተ ውእቱ ኣምላከ ኣማልክት ወእግዚኣ ኣጋእዝት ወንጉሰ ነገስት ኣምላክ አንተ ለኩሉ ዘሥጋ ወለኩላ ዘነፍስ ወንጼውኣከ ንሕነ በከመ መሃረነ ቅዱስ ወልድከ እንዘ ይብል አንትሙሰ ሶበ ትጸልዩ ከመዝ በሉ።
***
We thank you O Lord, and we glorify you, we praise you O Lord, and we rely on you, we beg you and we beseech you. We worship you and we serve to your Holy name. We bow and kneel down to you; O you to whom all knees should bow and who all tongues serve. You are the God of gods and the Lord of lords and the King of kings. You are God to all flesh and to all souls, and we call you as your Holy Son taught us, saying...
Posted on: 25 October 2012
“እቲ ኻብ ደም ኣቤል ጻድቕ ጀሚሩ፡ ክሳዕ ደም ናይ’ቲ ኣብ መንጎ ቤት መቕደስን መሰውእን ዝቐተልኩምዎ ዘካርያስ ወዲ በራክያስ፡ ኣብ ምድሪ ዝፈሰሰ ዅሉ ጻድቕ ደም ኣባኻትኩም ኪበጽሕ’ዩ። እዚ ዅሉ ነዚ ወለዶ’ዚ ኸም ዚበጽሖ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።” ማቴ 23፡35,36።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ